Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ሳን በርናንዲኖ ካሊፎርንያ ብግብረ ሽበራ ካብ ዝተቐትሉ ኣሜሪካውያን:ኢሳቕ ኣማንዮስ ዝተባህለ ኤርትራዊ ከም ዝርከቦም ተፈሊጡ::

ኣብ ሳንበርናንዲኖ ካሊፎርንያ ሰብኣይን ሰበይትን ብዝኸፈትዎ ግብረሽበራዊ ተኹሲ ሂወቶም ካብ ዝሓለፈ 14 ኣሜሪካውያን: ኢሳቕ ኣማንዮስ ገብረስላሰ ዝተባህለ 60 ዓመት ዝዕድሚኡ ኤርትራዊ ከምዝርከቦም ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን:: እቲ ብ2 ታሕሳስ ብዘጋጠመ መጥቃዕቲ ሂወቱ ዝሓለፈ ኤርትራዊ

ኣብ ሳንበርናንዲኖ ካሊፎርንያ ሰብኣይን ሰበይትን ብዝኸፈትዎ ግብረሽበራዊ ተኹሲ ሂወቶም ካብ ዝሓለፈ 14 ኣሜሪካውያን: ኢሳቕ ኣማንዮስ ገብረስላሰ ዝተባህለ 60 ዓመት ዝዕድሚኡ ኤርትራዊ ከምዝርከቦም ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን:: እቲ ብ2 ታሕሳስ ብዘጋጠመ መጥቃዕቲ ሂወቱ ዝሓለፈ ኤርትራዊ ኣብ ሃገሩ ካብ ዘሎ ሕሱም ናብራ ብምምላጥ ናብ ኣሜሪካ  ብ2000 ዓ.ም ከም ዝኣተወን ሰራሕተኛ ከባብያዊ  ጥዕና ኮይኑ 12 ዓመት ከምዘገልገለን ተፈሊጡ:: ኣቶ ኢሳቕ ኣማንዮስ በዓል ሓዳርን ኣቦ ሰለስተ ውላድን ኢዩ:: ቤት ጽሕፈት ፈደራላዊ ምርመራ ኣሜሪካ ነቲ ስርሒት ግብረ ሽበራ ብምባል ዝገለጾ ቅትለት ኣብ ምዝንጋዕ ኣብ ልዕሊ ዝነበሮ ሰራሕተኛታት ከባብያዊ ጥዕና ኢዩ ተፈጺሙ:: ፋሩቕ ዝተባህለ ሰራሕተኛ ከባብያዊ ጥዕና ካብ መንጎ እቲ ምዝንጋዕ ብምውጻእ ናብ ቤቱ ከይዱ  ምስ በዓልቲ ቤቱ ብረት ዓጢቑ ነቲ መጥቃዕቲ ከምዝፈጸሞን ምስ ፖሊስ ብዝተኻየደ ልውውጥ ተኹሲ ድማ ንሱን በዓልቲ ቤቱን ከም እተቐትሉ ጸብጻባት ሓቢሮም::

https://www.gofundme.com/isaacamanios

aseye.asena@gmail.com

Review overview
12 COMMENTS
  • Awet December 9, 2015

    RIP my fellow citizen! !!!!! One loss in Eritrea is one too many! !!!!! May the Almighty God bless your soul

  • Paulos December 9, 2015

    I dedicate this poem to his sons and daughter may God be with you in this time of sad days.

    If I could write a story
    It would be the greatest ever told
    Of a kind and loving father
    Who had a heart of gold
    If could write a million pages
    But still be unable to say, just how
    Much I love and miss him
    Every single day
    I will remember all he taught me
    I’m hurt but won’t be sad
    Because he’ll send me down the answers
    And he’ll always be MY DAD

    God Bless
    Paulos

POST A COMMENT