Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ኖርወይ ዑቕባ ዝሓተቱ ኤርትራውያን ቆልዑ ድሕሪ ኣፍጋኒስታን እቶም ዝበዝሑ ከምዝኾኑ ተገሊጹ::

ኣብ’ዚ ሒዝናዮ ዘሎና ዓመት 2015: ብዝሒ ናይ’ቶም ኣብ ኖርወይ ዑቕባ ዝሓተቱ ኤርትራውያን ቆልዑ: ድሕሪ ኣፍጋኒስታን እቲ ዝበዝሕ ከምዝኾነ ተገሊጹ:: ብመሰረት ጸብጻብ ኢመግረሽን እታ ሃገር ካብ ኤርትራ ዑቕባ ዝሓተቱ ቆልዑ 288 ክኸውን ከሎ ካብ ኣፍጋኒስታን: 458:

ኣብ’ዚ ሒዝናዮ ዘሎና ዓመት 2015: ብዝሒ ናይ’ቶም ኣብ ኖርወይ ዑቕባ ዝሓተቱ ኤርትራውያን ቆልዑ: ድሕሪ ኣፍጋኒስታን እቲ ዝበዝሕ ከምዝኾነ ተገሊጹ:: ብመሰረት ጸብጻብ ኢመግረሽን እታ ሃገር ካብ ኤርትራ ዑቕባ ዝሓተቱ ቆልዑ 288 ክኸውን ከሎ ካብ ኣፍጋኒስታን: 458: ካብ ሶርያ 31 ኢዮም::  ዝሓለፈ ዓመት  ኣብ ኖርወይ  264 ትሕተ ዕድመ ኤርትራውያን ዑቕባ ብምሕታት ኣብ ቀዳማይ ደረጀ ተሰሪዖም  ምንባሮም ጸብጻባት የመልክቱ:: ኣብ’ቲ ዓመት’ቲ ብዝሒ ናይ’ቶም ኣብ ኖርወይ ዑቕባ ዝሓተቱ ካብ ግዱድ ዕስክርና ጣሊባን ዘምለጡ ኣፍጋናውያን 102 ካብ ሓድሕድ ኩናት ዝተመዛበሉ ሶርያውያን ቆልዑ ድማ 24 ነይሩ::

ጠንቂ ስደት ኤርትራውያን ቆልዑ ግዱድን ደረት ዘይብሉ ሃገራዊ ኣገልግሎትን  ከምኡ’ውን ብልሽው ፖለቲካዊ ኣካይዳን ዘስዓቦ ጸልማት መጻኢ ከምዝኾነ ይፍለጥ::

aseye.asena@gmail.com

Review overview
2 COMMENTS
  • k.tewolde August 8, 2015

    In the 28 rounds of the young Eritrean conscripts that attended in that infamous camp’s false indoctrination, with a sound and genuine leadership, we could have nurtured today’s Eritrean Steve Jobs, Mike Zuckerburgs……God knows who, but, you staring head on at the outcome.I can imagine what our nation could have been a decade from now since it’s inception.He did a number on us.What a shame!!

  • Calgary August 8, 2015

    ወይ ጉድ! ውርደትናን ሕስረትናን ብመሪሕነት ኣብ ትሕቲ ገድልናን ሰውራናንሲ ባይታ ዘቢጡ፤ መሕፈርቲ ነዛ ኣህጉርና ኣፍሪቃን ጸለምቲ ደቂሰብን ኴና ተሪፍና ማለት ድዩ ?

POST A COMMENT