Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ኢትዮጵያ መዓስከር ስደተኛታት ማይ ዓይኒ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ብዘቕረቡዎ ስነጥበባዊ ፍርያት፣ ነቲ ኣብ ኤርትራ ሓዲጎሞ ዝመጽኡ ዘይጽወር ክዉንነትን ኣብ ጉዕዞ ስደት ዘጋጥሞም ጸገማትን ብስእሊ ከምዘንጸባረቑ ሓደ ዘይመንግስታዊ ማሕበር ሓቢሩ።

ኣብ ኢትዮጵያ መዓስከር ስደተኛታት ማይ ዓይኒ ዝርከቡ ናይ ስነጥበብ ዝንባለ ዘለዎም ኤርትራውያን ስደተኛታት፣  ነቲ ኣብ ኤርትራ ሓዲጎሞ ዝመጽኡ ዘይጽወር ክዉንነትን ኣብ ጉዕዞ ስደት ዘጋጥሞም ዘሎ መከራን ብስእሊ ከምዘንጸባረቑዎ ሓደ ኣብ ምሕጋዝ ስደተኛታት ዝነጥፍ Jesuit Refugee

ኣብ ኢትዮጵያ መዓስከር ስደተኛታት ማይ ዓይኒ ዝርከቡ ናይ ስነጥበብ ዝንባለ ዘለዎም ኤርትራውያን ስደተኛታት፣  ነቲ ኣብ ኤርትራ ሓዲጎሞ ዝመጽኡ ዘይጽወር ክዉንነትን ኣብ ጉዕዞ ስደት ዘጋጥሞም ዘሎ መከራን ብስእሊ ከምዘንጸባረቑዎ ሓደ ኣብ ምሕጋዝ ስደተኛታት ዝነጥፍ Jesuit Refugee Service ዝተባህለ ዘይመንግስታዊ ማሕበር ሓቢሩ።

እቲ ማሕበር በቲ ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ማይ ዓይኒ ዝህቦ ዘሎ ናይ ስነጥበብ ኮርስ፣ እቶም ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ምኽንያት ስደቶም፣ ራኢኦምን ተስፋኦምን፣ ፍርሖምን ኣብ ጉዕዞ ስደት ብዛዕባ ዘጋጠሞም ጸገማትን ዝኽርታቶምን ብስእሊ ከንጸባርቑን፣ ካብ ስደት ናብ ስደት ኮለል ምባል ብዛዕባ ዘለዎ ሓደጋ ንቕሓት ምዛኑኦም ክብ ከብሉን ዕድል ከምዝኸፍተሎም የረድእ።

Photo gallery: Eritrean refugees paint grim realities

 

aseye.asena@gmail.com

Review overview
3 COMMENTS
  • k.tewolde August 13, 2015

    One positive way to reach out the Eritrean youth , Psychological debriefing. God bless. What is our role as Eritreans?

  • Fanko August 13, 2015

    Job well done. Art is one of the best psychological therapies. This type of work should be repeated among many Eritrean refugees in Europe and the USA who were victims of the Higdef regime in Eritrea and along the Arab Passage in Sudan and Egypt, as well as, in the hands of the savage Jihadists of ISIS – ISIL in Libya. Eritreans are carrying a lot of psychological burden and traumas that will take more than a generation to cure.

  • ERITRAWIT August 14, 2015

    ብሃኪይ ዘሃጉስ ስራህ ኩቡራት የህዋት።

POST A COMMENT