Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ኢንዲያናፖሊስ መዓልቲ ሰማእታት ብኽብሪ ተዘኪሩ

ብማሕበር ኤርትራውያን ንፍትሒ ዝተገብረ ዕድመ መሰረት ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ተቐማጦ ኢንድያናፖሊስን ከባቢኣን ዓርቢ ዕለት 20 ሰነ ናይ ምሸት፡ ምእንቲ ነጻነት ሃገሮምን ሓርነት ህዝቦምን ዝሓለፉ ሰማእታት ኤርትራ ንምዝካር ኣብ ጅዋን ሰሎሙን ፓርክ (Juan Solomon Park - 62nd &

ብማሕበር ኤርትራውያን ንፍትሒ ዝተገብረ ዕድመ መሰረት ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ተቐማጦ ኢንድያናፖሊስን ከባቢኣን ዓርቢ ዕለት 20 ሰነ ናይ ምሸት፡ ምእንቲ ነጻነት ሃገሮምን ሓርነት ህዝቦምን ዝሓለፉ ሰማእታት ኤርትራ ንምዝካር ኣብ ጅዋን ሰሎሙን ፓርክ (Juan Solomon Park – 62nd & Grandview) ብድምቀት ኣኽቢሮም።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
1 COMMENT
  • rahwa June 26, 2014

    Eritrean Justice-seekers in Indianapolis, well done! keep it up brothers and sisters.

POST A COMMENT