Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ክንዲ ሻሕ በሉ: ይበሃላሎ ፋሕ በሉ

  ተስፋማርያም ወ/ጊዮርጊስ 12/09/2013 Norway ባዓል ኣይሰርሑ ኣየስርሑ ስልጣን ከይሕደጉ ዝፈርሑ ብሃይማኖት ብወገን ዘባልሑ ተንኮል ክፍኣት ጥራይ ዝሰርሑ ሓሸውየ ኣቢሎሙና ክፈሓፍሑ   ግዲ የብሎም ብዘይካ ስልጣን ንሓቂ ዘይነቐሉ ግብረ ሰይጣን ነዚኦም ኣሚንካ ኣይትጸበ ድሓን ባዕልኻ ተበገስኻልእ ኣይትእመን   መንእሰይ ተሰምዑ ርእሶም ዝሓሙ ንስልጣን ክብሉ ህዝቦም ዝጠለሙ ኣንጻር ምዕብልና ካብ ሓቂ ዝሃደሙ ድኻምና

 

ተስፋማርያም ወ/ጊዮርጊስ

12/09/2013 Norway

ባዓል ኣይሰርሑ ኣየስርሑ

ስልጣን ከይሕደጉ ዝፈርሑ

ብሃይማኖት ብወገን ዘባልሑ

ተንኮል ክፍኣት ጥራይ ዝሰርሑ

ሓሸውየ ኣቢሎሙና ክፈሓፍሑ

 

ግዲ የብሎም ብዘይካ ስልጣን

ንሓቂ ዘይነቐሉ ግብረ ሰይጣን

ነዚኦም ኣሚንካ ኣይትጸበ ድሓን

ባዕልኻ ተበገስኻልእ ኣይትእመን

 

መንእሰይ ተሰምዑ ርእሶም ዝሓሙ

ንስልጣን ክብሉ ህዝቦም ዝጠለሙ

ኣንጻር ምዕብልና ካብ ሓቂ ዝሃደሙ

ድኻምና ኣጽኒዖም ተንኮል ዝኣልሙ

ብሃይማኖት ብኣውራጃ ዝጥቀሙ

 

ታዩ ብልሓቱ ጉድ ንሰምዕ ኣሎና

ባዓልመንዮም? ዝዋራዘዩልና

ንኤርትራውያን ጥራይ ዝብሉና

ንእሽተይ ህግደፍ ፈጢራ ቦለኛ

ንናይ ሓባር ግዕዞ ክትፈላልየና

 

መታዓቢቲ ሰላምን ራህዋን ዝምነ

መንዩ ዝጀሃር ብኣንነት እናበለ ኣነ

ሓደያ መሰሉ ኣንጻራ ክሳብ ዘይኮነ

የለን ድዩ ዝወደቐ ሓመድ ዝተደፍነ

ኣብ ልዕሊ መንዩ ዝምካሕ ዝብል ኣነ

 

ኤርትራ ንኤሪትራውን ካብ ትዝምሩ

በቶም ውሽጣውያን መራሕቲ ጀምሩ

ቅድም ህግደፍ መንያልኩም መርምሩ

ንዓቢ ገዲፍካስ ንንእሽተይ ታዩ ነገሩ

ብዓል መን ድዮም ኤርትራ ዘመሓድሩ?

 

መጻእተኛ ኮዮም ዘጽነቱ ንህዝብና

ኣይተላግጹ እባ ጸየቕቲ ደቂ ቦሎኛ

ወገን ዓሌት ከተጻርዩ ኣይትፈላልዩና

ካባኹም ዝሕሹ ዝተወለዱላ ኣለዉና

ታሪኽ ዝምስክሮዩ ንሕና ተኻሓድና

 

መን ከይስዕበኩም ልኡኻት ህግደፍ

ፈላጣት በሃልቲ ትምህርቶም ጎዱፍ

ዝሓመቐ ብመስከረም ነትዩ ዝሓልፍ

ንህዝቢ ምግጫው ስርሑ ዘይገድፍ

ኣንጊሁ ዝትንስእ ዘዝሓከሉ ክድግፍ

ኤረና ኩሑሎ ሎም ዘመን ሓዲኡሎ

aseye.asena@gmail.com

Review overview
5 COMMENTS
  • Suleiman Salim September 12, 2013

    ኣንታ ሓውና እንታይ ኢኻ ክትብል ትደሊ ዘሎኻ? ናይ ወገን ክትብል እንከሎኻ እንታይ ማለትካ እዩ? ወይ ኣነጺርካ ተዛረብ ወይ ድማ ምዝራብ ፈጺምካ ግደፎ። ዓሌትን ወገንን ዝበሃል ቃላት ደርቢኻ ከም ጃጃዊ ምህዳም ጽቡቕ ኣይኮነን።

    • Tes September 13, 2013

      Suleiman Salim,
      I think you need dip down rehabilitation to cure you sickness. you just messing here and there without aim. If you think at this time the junta in asmera and the sympathizer outside are free of blame of eritrean suffering then you need to stop and get help. This poem is timely and to the point. If you don’t understand that is your problem not the writer.

      • ahmed saleh September 13, 2013

        Suleiman Lekhbat
        Now you try to teach the writer about balance of equality . How hypocrite person could you be ?
        Look yourself reflection in mirror . Your comments on those young Eritreans picture who seek
        refugee in Norway tells all easily to tell the value of personality .

  • Arena Natna September 13, 2013

    antum kab tsemam tiUy ywled enere tsemama do ywled eyu kulu meqa tsemam koynu kulu lebimu asha tesaenu enda enlilalo lalo enda belka nabra

  • Genet September 16, 2013

    This Bologna.. business has PFDJ scam,scam, scam written all over it. Meskerme.net is covering it. hmmmmm… amusing.

POST A COMMENT