Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣንቱም “ፕረዚደንትና ብዘይሓለዋ ‘ዩ ዝንቀሳቐስ እትብሉና” – ደብዳበ ካብ ኣስመራ

በሉ እስከ ፕረሲደንትና ብዘይ ሓለዋ ኢዩ ዝንቀሳቀስ ትብሉናሲ፡እቲ ዝጓዓዘሉ ዝነበረ መንገዲ ባጽዕ ብዓይንኹም ጥራሕ ዘይኮነስ ኣእሙሮኹም እውን ኣበራቢርኩም እሞ ተመልከትዎ ጥር ትብል መኪና ብድሕሪኡ ይኹን ብቅድሚኡ ኣይክትሪኡን ኢኹም።ስለዚ ሓለዋ ኢሰያስ ኣብ ብሎኮ ኣስመራን ባጽዕን፡ ደቀምሓረ

በሉ እስከ ፕረሲደንትና ብዘይ ሓለዋ ኢዩ ዝንቀሳቀስ ትብሉናሲ፡እቲ ዝጓዓዘሉ ዝነበረ መንገዲ ባጽዕ ብዓይንኹም ጥራሕ ዘይኮነስ ኣእሙሮኹም እውን ኣበራቢርኩም እሞ ተመልከትዎ ጥር ትብል መኪና ብድሕሪኡ ይኹን ብቅድሚኡ ኣይክትሪኡን ኢኹም።ስለዚ ሓለዋ ኢሰያስ ኣብ ብሎኮ ኣስመራን ባጽዕን፡ ደቀምሓረ ማይ ሓባር ነፋሲት ከምኡ እውን ሰሜናዊ ባሕሪ ክሳብ ጋሕቴላይ ኢዮም ተዘርጊሖም ዘለዉ።ኢሰያስ ግን ምስሉይ ስለ ዝኾነ ዝና ካብ ደቦቕቦቓን ሓመድን ጭቃን ዝናብን  እምበር ካብ ጽፉፍ ምሕደራ ከም ዘይረኽባ ሚሒሉ አዩ።
                                ግዱስ ካብ ኣስመራ

aseye.asena@gmail.com

Review overview
69 COMMENTS
  • Ben December 2, 2013

    What a danky posted the picture ? Do we know when and where was taken ? Was it at a sawa or some military camp where most in attendance are exectdly man in uniform. Assenna is just the worst looser in this game

  • LiveFromSenita December 3, 2013

    Galiano
    In the restaurant how can u be sure the clients sitting next to you are not his guards? You make any suspicious move, trust me the barrista would be the first to blow your head

  • Galiano December 3, 2013

    Ifact i spoke to him & olso he signed outograph for three kids from UK.USA,China not happen it was easy as 123.

1 3 4 5

POST A COMMENT