Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ኑርንበርግ: ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዞባ ኤውሮጳ

ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ኑርንበርግ ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዞባ ኤውሮጳ ብዛዕባ መደባት ኣወሃሃዲት ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶን ዞባ ኤውሮጳን ንዕኡ ኣብ ምትግባር እትዋሳእ ህዝብዊት ሽማግለ ንምምራጽን ኣብ ከተማ ኑርንበርግ ኣገዳሲ ኣኼባ ኣዳሊያ ስለ ዘላ፡ ኩሉ

ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ኑርንበርግ

ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዞባ ኤውሮጳ ብዛዕባ መደባት ኣወሃሃዲት ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶን ዞባ ኤውሮጳን ንዕኡ ኣብ ምትግባር እትዋሳእ ህዝብዊት ሽማግለ ንምምራጽን ኣብ ከተማ ኑርንበርግ ኣገዳሲ ኣኼባ ኣዳሊያ ስለ ዘላ፡ ኩሉ ግዱስ ሃገራዊ ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ንክሳተፍ ብክብሪ ይዕደም።

ዕለት፡ ሰንበት 22/04/2012
ግዜ፡ 14፡00 – 18፡00
ቦታ፡
:Kolping Haus
Kolpinggasse 23
90402 Nürnberg
Germany

“ብሓባር ምእንቲ ምርግጋጽ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ኤርትራ”

ብደሓን ምጹ!

ህዝባውን ማሕበራውን ሽማግለ
ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ – ዞባ ኤውሮጳ

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT