Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኤሪትራውያን ካብ ቃልሲ ናብ ቃልሲ – 2ይ ክፋል

ዕለት ናብ ዕለት ከም ነፋሒቶ ክቀያየር ጀሚሩ፡፡ ካብ 1966 (ELF) መጀመርያ ቃልሲ ምስጀመረ ፡ ኢሳያስ ከምዚ ሕጂ ዝገላበጦ ዘሎ፡ ፈጺሙ ኣብ ሓንጎል ኤርትራዊ ኣይነበረን፡፡ ድሕሪ ምርጫ ናይ 1975 ሰራዊት ህዝቢ ኤርትራ ብእምነት ይስዕቦ ነሩ፡ ስለምንታይ-ሲ, ኣብ ልቢ ነፍስወከፍ

ዕለት ናብ ዕለት ከም ነፋሒቶ ክቀያየር ጀሚሩ፡፡ ካብ 1966 (ELF) መጀመርያ ቃልሲ ምስጀመረ ፡ ኢሳያስ ከምዚ ሕጂ ዝገላበጦ ዘሎ፡ ፈጺሙ ኣብ ሓንጎል ኤርትራዊ ኣይነበረን፡፡ ድሕሪ ምርጫ ናይ 1975 ሰራዊት ህዝቢ ኤርትራ ብእምነት ይስዕቦ ነሩ፡ ስለምንታይ-ሲ, ኣብ ልቢ ነፍስወከፍ ኤርትራዊ ሕልሚ ናጽነትን ሓርንትን ስለ ዝነበረ እዩ፡፡ ኣከያይዳ ፖለቲኩኡ ውን ምስቲ ህዝቢ ዝመሳሰል ነሩ ፡ ብውሽጢ ውሽጡ ግን ዕላማ ሓዘል ነርዎ፡፡

aseye.asena@gmail.com

Review overview
16 COMMENTS
  • belay nega March 21, 2014

    SYE[MEHRETU HABTE],

    አብዚ ግዜዚ ዜግነት ክትቅይር ምፍታንካ: ነዚ ዝስዕብ የዘኻኽረካ
    ወታሃደራት ደርግ ስልጣን ምስሓዙ: ማይ ዝመስላ ደቀንስትዮ ሓዲጎም: ነተን ንዓመታት ዝሃረፍወን ግን ክአ ክረኽብወን ዘይካአሉ: ብምርኩስ ዝኽዳ ዝነበራ ንጉሳውያን ቤተሰብ እዮም ተመንዮም

POST A COMMENT