Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

እወ! ኤርትራና ህያብ ስዋኣትና እያ! መልሲ ንኣቶ ተስፋማርያም ሓጎስ (ሰላማዊትን መሓዙታን ካብ ኣስመራ)

ሰላምትማሊ ዕለት 18 ሓምለ 2007 ሓደ ጽሑፍ ብኣቶ ተስፋማርያም ሓጎስ ዝተባህለ ዝተጻሕፈ፣ ኤርትራ ህያብ ስዋኣትና ኢያ፣ ንምዕቃባን ንምሕያላን ንጽዓር፣ ንጽባሕ ንጠምት፣ ብዝብል ኣብ ድምጺ መሰልና ደሊና ሰሚዕና። ኣብ ትሕዝትኡ፣ ግልብጥሽ ብዝኾነ ኣዘራርባ፣ መንእሰይ ሃገርካ ሕድሪ ስዋኣትካ ገዲፍካ ትሃድም ኣሎኻዶ ካልእዶ ብምባል ብቃና ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ ምስ ሰማዕኩ ተዳናጊረ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT