Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ካብ መኽዘን ዝኽሪታተይ…(4)

ነታ ወትሩ ዝብርብራ ማዕከን ሓበሬታ Youtube ከፊተ ናይ ቪድዮ ፋይላት እናፈተሽኩ ከለኹ ሓንቲ ኣቓልቦይ ዝሰሓበት ቪድዮ ርኣኹ። ኣርእስታ “PIA Interview on May 2012 About Principles and Values” ይብል። ካብ ነዊሕ ቃለ መሕትት ኢሳያስ ተወሲዱ ዝተዘርግሐ ቪድዮ ኢዩ።

ነታ ወትሩ ዝብርብራ ማዕከን ሓበሬታ Youtube ከፊተ ናይ ቪድዮ ፋይላት እናፈተሽኩ ከለኹ ሓንቲ ኣቓልቦይ ዝሰሓበት ቪድዮ
ርኣኹ። ኣርእስታ “PIA Interview on May 2012 About Principles and Values” ይብል። ካብ ነዊሕ ቃለ መሕትት ኢሳያስ
ተወሲዱ ዝተዘርግሐ ቪድዮ ኢዩ። ነቲ ኣርእስቲ ምስ ኣንበብኩዎ፣ መትከል ዘይብሉን ክብርታትና ዘዕነወን ሰብ ደኣ ብዛዕባ መትከልን
ክብርታትን እንታይ ኮን ኢሉ ይኸውን ብምባል ከፊተ ሰማዕኩዎ። ንድሕሪት ተመሊሰ ድማ ኣብ ካልእ ቃለ መሕትት ዝበሎ ቃል
ዘኪረ። ኣብዛ ዝሰማዕኩዋ ቃለ መሕትት “…….ስኑፋት ባህርያት ወጊድካ ብሉጽ ክብርታት ንምህናጽን ንምምዕባልን ተራ መንግስቲ፣
ሕብረተሰብን ውልቀሰባትን እንታይ ክኸውን ኣለዎ?……” ዝብል ሕቶ ተሓቲቱ ካብ ዝመለሶ ነዚ ዝስዕብ ክጠቅስ፦

aseye.asena@gmail.com

Review overview
7 COMMENTS
  • mesel January 11, 2014

    ኣብ ማሕበራዊ ክብሪታት ኣቲኻ ብዙሕ ክዝረብ ይኽእል እዩ። ኣነ ግን ሓደ ዝገርመኒ ኣሎ፥ ኢሳይያስ ሲ ንሓቀኛ ትርጉም ”ክብሪ” ይፈልጦ ዶ ይኸውን? ልዕሊ ኢሳይያስ ንሞያዊ ፍልጠቶምን ዝገበርዎ ስነ-ፍልጠታዊ ምርምርን መሰረት ጌሮም ብልክዕ ነቲ ትርጉሙ ክነግሩና ዝኽእሉ ደቂ ሃገር ኣለዉ። ኢሳይያስ ግን ንዓኣቶም ንጎድኒ ኣጸጊዑ ኣብ ቁጠባ ብቁንጭልጫል ፍልጠት ይምድር፥ ብኣህጉራዊ ፖለቲካ ይምድር፥ ብስነ-ሕብረተ ሰብ፥ ብምሕደራ፥ ብሕክምና፥ ብምህንድስና፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠ መወዳእታ የብሉን። እንደገና ነዛ ኣማኑኢለ ዘምጸኣ ሕቶ እሞ ንርአ’ ማሕበራዊ ክብሪታኣት ንምኺስካስ ተራ ሕብርተ-ሰብ,,,,,,,,,ገለ ዶ እንታይ ክኸውን ኣለዎ?” ኢሳይያስ መን ስለ ዝኮነ ዩ ብዛዕባ’ዚ ኣብ ሃገራዊ መራኸቢ ብዙሓን ኣስተምህሮ ክህብ? ኣበይ ዩ ተማሂሩዎ ደረጃ ፕሮፈሰርነት ናይ ስነ-ሕበረተ-ሰብ? ኣብ’ታ ንምሁራትን መሃዝነቶምን ቀቢራ ዝኣተወት ሓለዋ ሰውራ? እንድዒ? ኢሳያስ ሓደ መዓልቲ ብዛዕባ TQM ዝበሃል ዓይነት ምሕደራ ከነኣእስ ሰሚዐዮ ኣለኹ። እዞም ኣብ ሜዳ ዝነበሩ ተጋደልቲ ነዚ ሞያ ዚ ልዕሊ’ቶ 100 ዲግሪ ሰቒልና ዝብሉ ሰብ ቀለም ይመልኩዎ’ዮም” ክብል ሰሚዐዮ ኣለኹ። እሞ ኣብ ሓዳስ ኤርትራ ድኣ ንምንታይ ኮለጃት ኣድለየ? ነቶም ክኢላታት ኣብ ሓለዋ ሰውራ ዝነበሩ ኣብ ቦትኦም ገዲፍና ንኩላ መንእሰይ ሳሕላዊ ኣገባብ ኣመሃህራ ዘይንምህራ? አረ ሞያዉያን ደቂ ሃገር ብሞይኦም ኣብ መራኸቢ ብዙሓን መጺኦም ንህዝቢ ዘየስተምህሩ ሰነፋት ከም ዝኾኑ ጌሩ ዝኣምን ሰብ ናበይ ዩ ክወስደና? በዘን ብኮረኔላት ዝምራሓ ኮለጃት ከ ናበይ ኮን ንበጽሕ ንኸውን? እዞም ምእንቲ ከይእድሙ ተባሂሎም ኣብ ገዳማት ማይ ነፍሒ፥ ሓመልማሎ፥ ሓልሓለ ካብ ህዝቢን ዘመናዊ ተክኖሊጂን ተሓቢኦም ዝመሃሩ ዘለዉ ተምሳሌት ተምሃሮ ከ ጽባሕ ንግሆ ምስዞም ኣብ ከባቢና ኣብ በዓል ዳር አሰላም ኣብ በዓል ናይሮቢ ዝመሃሩ ዘለዉ ኣብ ኩሉ ዓውዲታት ዝወዳደሩ ወከልቲና ዶ ይኾኑ ትብሉዎም? እንድዒ?
    ኣንቱም ሰባት እዚ ሰብኣይ’ዚ ዋላ ዋላ ናትና ኣይመስልን ዩ ዘሎ? ንምኻኑ ዩኒቨርሲቲ ኣትዩ ካብ ዘይተማህረኸ ኣብዘን ዓዲታት እናኸደ ስድራና ብኸመይ ዓይነት ክብሪታት ከም ዝናባበሩ ይፈልጥ ዶ ይኸውን? ንምኻኑ ገለ ካብ ኣቦሓጎታቱ ወይ ውን እናሓጎታቱ ዝነብሩዎ ጭው ዝበለ ኤርትራዊ ዓዲ ኸ ትፈልጡ ዶ? ወይ ድማ እዚ ኣብ እንዳ ስዋ ዓብዩ ዝብሉዎ ገለ ኸ ሓቂ ድዩ? ምኽንያቱ ኣብ እንዳ ስዋ ዝዓቢ ቆልዓ ካብ ሕብረተ ሰብን ክብሪታቱን ኣዚዩ ርሒቑ ዩ ዝዓቢ። ብኣንጻሩ ክብሪታት ክዓኑ ዝርእዮ ይበዝሕ። ሕጂስ ኣብ ዩኒቨርሲትይ ኣትዩ ሊቅነት ካብ ዘይረኸበ፥ ኣብ ያታዊ ሓብረተ-ሰብ ተኣሊኹ ብንእሽቶኡ ክብሪታት ካብ ዘይተማህረ ፥ ኣብ ንእስነቱ ኣብ መንጎ ሕረድ ቁረጽ ዝብሉ ኣትዩ ጎይታ ቀተልቲ ካብ ኮነ፠፠፠፠፠፠፨መን ዳኣ ሊቅ ናይ ዘይፈልጦ ሕብረተ-ሰብ ገበሮ? እንድዒ መቸም,,,,,,,,ንክኢላታት ኣማሕዲግካ ዝብጻሕ ,,,,,መድረኽ እንተሎ ንርኢ

    • Eriteawit January 12, 2014

      Well said, Amanuel Mahdere.

      mesel, “ኣንቱም ሰባት እዚ ሰብኣይ’ዚ ዋላ ዋላ ናትና ኣይመስልን ዩ ዘሎ” natnna diu meselkua ?-kulu tegbaratu zeywedi adi eu zemelkit–kemy nihnna msu zeynebrnna ekuwa abza 22 amet tegbaratu zey eritreawi mukannu yeflet alo…etom misu ab gedli zeneberu zimiskro ewun hki u malet u, telaiku u ni ERITRAWEAN KETSENET KEM KULOM TSELATI ERITREA.

  • yemane johar January 11, 2014

    Thank you Aman!

  • Be honest January 11, 2014

    Would you please read Amanuel who want to be the best journalist about Eritrean situation, who are you by the way?????????????? how you can speak about universities and collages being one of the others who participated in the HALHALE college with out participating in Eritrean matriculation system and you have to thanks to HGDF at least you have got Diploma in the college any way you are lucky b/c ………….http://wof ww.nokut.no/Documents/NOKUT/Artikkelbibliotek/Kunnskapsbasen/Rapporter/UA%202013/Gulliksen_Anne-Kari_Audensen_Erik_Report_on_recognition_of_higher_education_in_Eritrea_and_Ethiopia_2013-1.pdf

    • GOJAM January 14, 2014

      Be honest or BE HASAWI YOU DON’T HAVE TO BE Journalist to tale true storey. You and yours HALHALE COLALEGE CAN GO TO HELL GO AND KISS SUM KORNEL ASS BASTARD HASAWI TEWELJE.

  • መስፍን ባህሩ January 14, 2014

    ኣየ ቋንቋ ዘረባ። መሳጢ መሃሪ ባህ ኢሉካ ተንብቦ ጽሑፍ። ኣቱም መንእሰያት ካብ ሆ እንዳበልካ ኣብ ፓል ቶክ ምዕግርጋር ከምዚ ምጽሓፍ ዘይትመሃሩ። ከም ኣማኒኤል ሓደ ክልተ ሚእቲ መንእሰያት እንተዘህልዉና ናይ ብሓቂ እየ ዝብለኩም ኢሳያስ ቀደም ምኸደ። ጽሑፍ ቀሊል ሓይሊ የብሉን። ካብ ጠበንጃ ይብርትዕ። ጽባሕ ንግሆ እዞም ንፉዓት ዓበይቲ ጸሓፍቲ ምስ ሓለፉ ምስ መን ኮይንኩም ሃገር ከተመሓድሩ ኢኹም። ዕድሜኹም እኮ ብሆ ምባል ጥራይ ወዲእኩሞ። ኣንታ ኣማኒኤል ከም ገለ ምስ በዓል ኣማኔኤል ኢያሱ ኮይንኩም እንዶ ናይ ጸሓፍቲ ማሕበር እቑሙ። እዚ ናይ ፓል ቶክ መንእሰይ እኮ መትሓዚ ስኢናሉ።

  • GOJAM January 14, 2014

    Thank you Amanuel M, YES WEDI BERAD WAS TRAIN TO DISTROY AMICHES NAMES WITH ( BADO SELEST 03 ) IN ASMERA BUT THE AMICHES WAS VERY SMART AND HADE OF HIM. AFTER THEY DIFEND THERE COUNTRY FROM WOYANE AND THEY FINDE OUT THEY CAN’T WORK WITH HEGDEF THEY WENT TO ETHIOPIAN, SUDAN, KENYA, JUBA, UGANDA AND THERE ARE NOW DOWING FINE WORKING ALL OVER AFRICA INSTATE OF WORKING IN THERE COUNTRY THANKS TO HIGDEF MENDEF.

POST A COMMENT