Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ወዱ ንውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብርሃም ኢሳይያስ፡ ክብ ዝበለ ጽፍሒ ሓላፍነት ከምዝተዋህቦ ምንጭታት ሓቢሮም።

ቦኽሪ ወዱ ንውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብርሃም ኢሳይያስ፡ ጽዑቕ ናይ ሰለስተ ወርሒ ስልጠና  ወተሃደራዊ ስነፍልጠትን ምሕደራን ድሕሪ ምውሃቡ፡ ምኽትል ሓይሊ ኣየር ክኸውን ብኢስይያስ ከምእተመዘዘ ምንጭታት ሓቢሮም። ነዚ ሓበሬታ’ዚ ብዝተፈላለየ መንገዲ ንምርግጋጽ ኣብ ዘካየድናዮ ፈተነ፡ ኣብ ሓይሊ ኣየር

ቦኽሪ ወዱ ንውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብርሃም ኢሳይያስ፡ ጽዑቕ ናይ ሰለስተ ወርሒ ስልጠና  ወተሃደራዊ ስነፍልጠትን ምሕደራን ድሕሪ ምውሃቡ፡ ምኽትል ሓይሊ ኣየር ክኸውን ብኢስይያስ ከምእተመዘዘ ምንጭታት ሓቢሮም።

ነዚ ሓበሬታ’ዚ ብዝተፈላለየ መንገዲ ንምርግጋጽ ኣብ ዘካየድናዮ ፈተነ፡ ኣብ ሓይሊ ኣየር ተወሳኺ ስልጠና ይወስድ ከምዘሎ፡ ከምኡ ‘ውን ክብ ዝበለ መዝነት ተዋሂቡዎ ከምዘሎ ክረጋገጽ ተኻኢሉ።

ኣብርሃም ኣፈወርቂ፡ ቅድሚ ወርሒ ኣቢሉ ብሃታ ሃታ ከምዝምርዖ ዝተገብረሉ ምኽንያት፡ ክንድሰብ ከምዝኣኸለን ንሓላፍነት ድሉው ምዃኑን ንምርኣይን ከምዝኾነ ‘ውን እቶም ምንጭታት ጠቒሶም።

በቲ ሓደ ናይ ስልጣን ውርሻ ብኣግኡ ከሰላስል፡ በቲ ሓደ ድማ፡ ፍሉይ ሓለፋ ከምዘይደሊ፡ ከም ህዝቡ ምዃኑ ንህዝቢ ከደናግር፡ ኣብ ክልተ ዘይጠዓዓሙ ምርጫታት ክወላወል ዝነብር ዘሎ ዲክታተር ኢሳያስ ኣፈውርቂ ፡ ከምስል ንወዱ ንሳዋ ኳ ልኢኹዎ እንተነበረ፡ ወዱ፡  ኣብርሃም ኢሳይያስ፡ ናብ ዩኒቨርሲቲ ክሓልፍ ስለዘይከኣለ፡ ኮለጅ ማይ ነፍሒ ብሃንደበት ክኽፈት ከምዝኣዘዘ ይንገረሉ።

እዚ ኣብ መራሕቲ ሃገራት ዓረብ ልሙድ ዝኾነ፡ ሳዳምን ቀዛፍን ነቶም ጨካናትን ዓዋሉን ደቆም ሸይሞም ስልጣኖም ክሕልዉን ከሰጋግሩሎምን ፈቲኖም ዘይተዓወቱሉ፡ ብህዝባዊ ብድሆታት ዝስበር ዘሎ ንስልጣን ስድራቤታዊ ውርሻ ንምግባር ዝሕልን ድሑር መስፍናዊ ሕልሚ፡ ምስ ኢሳይያስ ኣተኣሳሲሮም ሰባት ከም ዋዛ ጥራይ ዘልዕሉዎ ዝነበሩ ጉዳይ ኳ እንተኾነ፡ ሕጂ ኣሰራት ከርኢ ምጅማሩ፡ መወሳኽታ ናይቲ ንኤርትራውያን ከከይተጸበናዮ ዘጋጠመና ዘሎ ብዙሕ ኣንደበታት እዩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
63 COMMENTS
  • Ygermena Alo March 23, 2012

    Aye bial niskatkum bial zeyhanku….hansab ab London edu hibu tibluna tsenihkum, ab chaina ymehar alo, lomi kia siltan tewahibwo kkkkkkkkkkkkkkkk tsibah ke entay ena kintsbe, atum sebat kibret zibehal alo kem kntit aytfkosu.

    • daniel happy March 23, 2012

      timkhity isaiasen hamaseien ayashun is borken weyane eyu fewsukum zeitfutnu dea akemee yelen moitkum jahra tiray koinkum dawn dawn isaias regime almost colapse

      • Ygermena Alo March 25, 2012

        there is no time for narrow minded ignorant people like you, yrdaeka!!

        • sam March 27, 2012

          look he is talking you are not better than him KURKUR ISSAYAS

  • SINGAPO-ERITREAN March 23, 2012

    ካምቦ ፣
    እቲ ናይ ካርነሽም ዝበልካያ ሃጓፍ መገድን ዕንወትን ናይ ህግደፍ “ምዕባለ” እሞ ርኣዮ፣ ንኹላትና እያ ትጎድኣና ። ከምዛ “ጎንደሬ ሙታንታ ሳይኖረው ፣ መጋረጃ ይኖረዋል”፣ ዝብሃል ….የኣማራ ኣገዛዝ ኢሉ ዝኾርዔ ጎንደሬ,ጥራይ መዓኮሩ እናኸደ ?ፊተውራሪ እንተሸምካዮ,ስራሕ ገዲፉ ,ይልምን . ንሱ ግን ምልማን ኣይብሎንዩ. ከምዚ ኤርትራዊ ክልምን “ሃባስ´ከ ቅርሺ” ዝብለካ,ጎንደሬ ክኣ …”እስቲ ለናትሽ ,መኳንንቶች ምግብ ይፈልጋሉ በያት”….ከም ትግርኛን ወሎን ..ስለ ማርያም ኣይብልን´ዩ.!!! ኣነስ ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ እንዳተዓመጻ,ኣቦታት እናተኣሰሩ,ኣዴታት እናጉሃያስ..ኣብ ዓተከሌዛን ናይ ህግደፋውያን ፈገረግር, ኣብ ዓተከሌዛን ዓቢ ሆቴል ወይ ሆስፒታል “ገሽናሽም ,ወይ ማይ ዓምበር” ኢሉ ስለ ዝሰርሑስ ….ናትና ኢለ እንተ ኮሪዔላ,ሙታንታ ኢሳያስ ክኸውን …..cont

  • SINGAPO-ERITREAN March 23, 2012

    ……ንህዝቢ ድምበዛን,ኣነ ቀዳማይ ጸላኢኡ እየ ማለትዩ. ምኽንያቱ ኣብቲ ሆተል ምንዝርና ክህሉ ኣሜሪካ ሜትራ ዘየንብቦ ታክሲ እናዘወርኩ,”ንደቀ´ያይ” ክሽምጥጦም ኢለ ,ምስ ወዲ ጎዶቦይ “እሂ ድኣ ወዲ ማእከል ክባሃሃል”….ኣነ ,ህግደፍ ዝቃወሞ…ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ..ብፍላይ ክኣ ናይቲ ብቐዳምነት ዝፈትዎ ህዝቢ ሓማሴን..ስለ ዝጎድእ እየ .ናይ ህንጻ ,ናይ ጽርግያ …ፍቕሪ የብለይን…ናይ ህዝቢ ፍቕሪ ኣለኒ..ብመጀመርያ ናይቲ ዝገሽክዎን ዝብጽሓንን ድምበዛን /ሓማሴን ህዝቢ እዩ…ንኹሉ ህዝቢ ኤርትራ ከፍቅሮ ኣይግደድን´የ . ግን ይሓልየሉ እየ .ኣብ መሰሉ ይኣምንየ ብቑዕ,ወዲ ዓላ ወይ ወዲ ሰገነይቲ ከሎ ግን ,ወዲ ዓደኮሎም ወይ ወዲ ኳዜን…ንስራሕ ክመርጽ…ኣንጻር ሕጊ ጥራይ ክኸውን ዘለዎ …እዚ ናይ ድምበዛን /ሓማሴናይ ጠባይ ኣይኮነን …cont

  • SINGAPO-ERITREAN March 23, 2012

    እቶም ናቱ DNA ዘለዎም መዕበያ ዝበደሎም ይግበርዎ ,ናይ ኢሳያስ መንግስቲ ዘናውሕዎ ዘለዉ ንሳቶም እዮም ……ካምቦ….ንናይ ህዝቢ ኤርትራ መሰል ክንቃለስ ኣለና….ንኽንፈትዎ ኣይንግደድን ኢና. You can not legislate love ,but should legislate equal opportunity..and ኖ discrimination of all kind& people . When Kunama were crying due to the “special treatment” by PFDJ & all of us watched idly ,because we are not kunama , that was the beginning, of “special treatment ” ..to wedi kwazen, emba derho & Adi tekelezan …cont

  • SINGAPO-ERITREAN March 23, 2012

    .ካምቦ,ንህግደፍ/ኢሳያስ ምሕጋዝ ማለት ንሓማሴናይ ምቕታል ማለት እዩ ።…..እሞ ምዓስ ኢና “ድራር ሓማሴን” ንጻዋዋዕ ካምቦ” ሃ…ሃ…ሃ
    እዚኣ ናይ መወ እታ መግለጽ ሓዘነይ ኮይና…..ቅልል ዝበለ ነገር እንተጽሓፍኩ ይሓይሽ ርእሰይ እናሕመመኒ..ምኽንያቱ ካልኦት ሰባት ብሕልፊ ተቓወምቲ ብነዊሕ ፓሎ ´ውን ክትንክፍዋ ኣይደልዩን እዮም .ርእሶም ኣብ መ(&%#ም ቀቢሮም ……Their face so far up in their a #$”s ,they do not want to see it, not to offend anyone….well ,ok

    • Cambo March 25, 2012

      ኣያ ሲንጋፖ፤
      እንተተረዲኡናስ ነቶም ተቓወምትን ደገፍትን ማለተይ እዩ፣ ጽቡቕ ጌርካ ገሊጽካዮ ኣሎኻ። ብዙሕ ከምዚ ተማሳሳሊ ኣብ ብዙሓት ከባብታት ኤርትራ ኣሎ። ብመንጽር እቲ ክሲ/ርኢቶ ናይ ገለገለ ንምግላጹ ዝረኣዅዎ: ንእግሪ መገደይ ወስ ዘበልክዎ እዩ።
      ከምዚ ዝበልካዮ ከም ህዝቢ ኩናማ ምናልባት ብጀካ ብግዜ ጣልያን፣ ከም ህዝቢ ኩናማ ጌሩ ዝተበደለን ዝተጨፍጨፈን ህዝቢ የለን። ጀብሃን ህግደፍን ተተባራርዮም ዝገደፉሎም የብሎምን። ሰቦም መሬቶም ጥሪቶም በሪሶም እዮም። ብጀካ ሓደ ሰብ ኣቶ ዮሴፍ ገ. ህይወት: ብዛዕበኦም ኣብ ቃልዕ ካልእ ዘእወዮሎም ሰብ የልቦን። እንተሓሰብኵዎ፣ ኣብ ህዝቢ ኩናማ ጽንታ ተፈጺሙ እዩ። ብእኩብ ተገፊዖም እዮም። ነዚ ጉዳይ እዚ ካልእ ግዜ ብሰፊሑ ክምለሶ እየ።
      ናብዚ ህጉምን ዓዘቕትን ከመይ ጌሮም ኣቦታትናን ኣያታትናን ከምዝወቶፉና ግርም እዩ ዝብለኒ። ፋይዳ ናዚ ኹሉ: ዕርበት ኮይኑ ምትራፉ: ንወለዶታት ሰፍ ዘይብል ክሳራ ምዃኑ ዘይተርፍ እዩ።

  • arada March 25, 2012

    ayyyyyyyyyyyyyyyyyy assena (hassina) kkkkkkkkkkkkkkkk baqa kamzi naya hasot web site koynkom kkkkkkkkkkkkkkkkkkk ala enda hasot

POST A COMMENT