Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ውልቀምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ካብ ደገን ውሽጥን ልዕሊ 600 መንእሰያት ኣኪቡ ኣብ ናቕፋ ንሓደ ሰሙን ዘካየዶ ‘ዋዕላ መንእሰያት’ ከምዘይሰለጦ ተፈሊጡ።

      እቲ ብዘቤታዊ ፖለቲካዊ ቅልውላውን ብኣህጉራዊ ጸቕጥን ኣብ ወጥሪ ዝርከብ ውልቀምልካዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ንመድሓኒ ገጽን ፖለቲካዊ ሃልክን ክጥቀመሉ፡ ካብ ደገን ውሽጥን ልዕሊ 600 መንእሰያት ኣኪቡ፡ ኣብ መወዳእታ ወርሒ ታሕሳስ 2011 ንሓደ ሰሙን ኣብ ናቕፋ ዘካየዶ ‘ዋዕላ

 

 

 

እቲ ብዘቤታዊ ፖለቲካዊ ቅልውላውን ብኣህጉራዊ ጸቕጥን ኣብ ወጥሪ ዝርከብ ውልቀምልካዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ንመድሓኒ ገጽን ፖለቲካዊ ሃልክን ክጥቀመሉ፡ ካብ ደገን ውሽጥን ልዕሊ 600 መንእሰያት ኣኪቡ፡ ኣብ መወዳእታ ወርሒ ታሕሳስ 2011 ንሓደ ሰሙን ኣብ ናቕፋ ዘካየዶ ‘ዋዕላ መንእሰያት፡ በንጻር ድሌትን ትጽቢትን እቲ ስርዓት፡ እቶም መንእሰያት፡ እዋናውያን ኣገደስቲ ሕቶታት ኣልዒሎም ስለዝበድሁዎ ከምዘይሰለጦ ምንንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም።

እቲ ኩነታት ከመይ ከምዝነበረ ብሰፊሑ ዘብርህ ትሕዝቶ ምስ በጽሓና ከነቕርበልኩም ኢና።

ነቲ ስርዓት ህግደፍ፡ ተሰለፍ ተኣንጎት ክብለሉ ዝወርሐ ዋዕላ መንእሰያት፡ ብጭፍራኡ ተዓጂቡ ናቕፋ ዝገሸ ውልቀምልካዊ መራሒ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ከምዝኸፈቶ ይፍለጥ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
17 COMMENTS
  • Taddesse T Gebremussie January 8, 2012

    Well done funy the solishn is election; Isayas learn from Gadafi mistake which cost his life his famly& Libya.

POST A COMMENT