Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ዓቢ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ኦስሎ: 15 የካቲት 2013

ብዕለት 15.02.2013፡ ኣብ ከተማ ኦስሎ፡ ሃገረ-ኖርወይ፡ ብዓይነቱ ዝተፈልየ ሰላማዊ ሰልፊ ይግበር ስለ ዘሎ፡ ኩሉ ደላዪ ፍትሕን ለውጢን፡ ነቲ ኣብ ኤርትራ ተላዒሉ ዘሎ ሰራዊት ደገፉ ክገልጽን፡ ኣብ ሱዳንን ግብጽን ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝወርድ ዘሎ ኢሰብኣዊ

ብዕለት 15.02.2013፡ ኣብ ከተማ ኦስሎ፡ ሃገረ-ኖርወይ፡ ብዓይነቱ ዝተፈልየ ሰላማዊ ሰልፊ ይግበር ስለ ዘሎ፡ ኩሉ ደላዪ ፍትሕን ለውጢን፡ ነቲ ኣብ ኤርትራ ተላዒሉ ዘሎ ሰራዊት ደገፉ ክገልጽን፡ ኣብ ሱዳንን ግብጽን ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝወርድ ዘሎ ኢሰብኣዊ ግፍዒ ዓገብ ክብልን ብኽብሪ ይዕደም።
ኣብ ኦስሎን ከባቢ ኦስሎን ዝርከቡ ኩላቶም ደለይቲ ለውጢ ኤርትራውያን፡ ኦስሎ ስርሒት-2013 እትበሃል ናይ ሓባር ኮሚቴ ብምቛም፡ ብዓይነቱ ዝተፈልየ ሰላማዊ ሰልፊ የዳልዉ ኣለዉ። እዛ ኮሚቴ’ዚኣ ካብ ማሕበራትን ግለ-ሰባትን ዝቖመት ኮይና፡ ነዚ ሰላማዊ ሰልፊ’ዚ ምዕዋት ኢዩ ዕላማኣ።
በዚ ኣጋጣሚ፡ ኦስሎ ስርሒት-2013፡ ነዚ ፍሉይ ሰላማዊ ሰልፊ’ዚ ከተዐውት፡ ኣሎ ዝበሃል ምድላዋት ትገብር ከምዘላ ክትሕብር ትፈቱ። ኣብ ርሑቕ ሃገራት እትርከቡ ግዱሳት ዜጋታት ብሞራል ክትሕግዙ፡ ኣብ ሃገረ-ኖርወይን ጐረባብቲ ሃገራት ኤውሮጳን እትቕመጡ ከኣ ብኣካል ክትጽንበሩ ዕድመ ትገብረልኩም ኣላ።
ካብቶም ዝቃልሑ እዋናውያን ጭርሖታት እዞም ዝስዕቡ ምጥቃስ ይከኣል፡-
 ቅዋም ኣብ ግብሪ ይወዓል!
 Stop human trafficking!
 እሱራት ይፈትሑ!
 Protect the right of refugees!

aseye.asena@gmail.com

Review overview
14 COMMENTS
  • Semhar February 4, 2013

    Thank you ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ኣብ ኣብ ከተማ ኦስሎ፡ ሃገረ-ኖርወይ፡፡for marching
    to victory by raising our liberation Flag! (Semayawit Banderana).
    We did it in 1991!
    Let’s do it again once and for all in 2013!
    God bless you!
    Let God bless ERITREA and ኖርወይ!

  • semere February 6, 2013

    Kulukum deleyti fthi neberti Norwey nezi n elet 15.02.13 Zdalew zelo anxar srat hgdfn Degef ety
    ab Forto Asmera tegemiru zelo mnkskas n lewti b HAYLTAT MKLKAL ERITREA degefna nmgalxn Netom ab mdrebedatat Sinai kolalitom zshyet zelo yehwatna shigrom n mahbereseb alem knegrelomn keneawyelomn ab OSLO terakibna shgr hzbna nglex n kulukum deleyti lewtin selam fthn

  • Gezae Kidane February 9, 2013

    Chirohona qendi wey dma riese negeru. hgdef yiwred milki yiweged.
    sirhit Oslo bezi kilile alowo. behalay iye. elet 15 bselam yerakbena.
    Gezae kab ketema Göteborg Sweden.

POST A COMMENT