Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ዕላማን ስትራተጂን ህዝባዊ ምልዕዓል ኤርትራውያን ንፍትሒ (ሰሜን ኣመሪካ)

[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/12/Zenan-bahlen-1-3.pdf"]

aseye.asena@gmail.com

Review overview
5 COMMENTS
  • ኣርዓዶም December 29, 2015

    ምልዕዓል ኤትራውያን ንፍትሒ፡ ጽቡቕ ግን እዚ ውድባት ወይ ሲቪካውያን ምብዛሕ እንታይ ኢዩ ለውጢ ከምጽኣልና። ካብ ሕጂ ጀሚርካ ምልዕዓል ተላዒሉ ዝጸንሐን ዘሎን ውድባት ምትእኽኻብን ምፍቓርንዶ ኣይምበለጸን። ሕጂ ድማ፡ ንሕና ምትእኽኻብ እምበር፡ ናይ ክስቶ ውድብ ምስናይ ክስቶ ውድብ የለናን ክትብሉ ኢኹም። እዚ ኢዩ እቲ ሽግር ዝፈጥር ዘሎ፡ ነናትካ መደብ ኣውጺኻ ምስ ተቓወምቲ ምቕንቓን ኢዩ ኮይኑ ተሪፉ ዘሎ ናይ ተቃውሞ ነገር። ብስሩ እቲ ምትእኽኻብ ንሓርነት ኤርትራ ክሳብ ዝኾነ ኣይጽላእን፡ ግን ዘለዉ ውድባት ኣብ ሓደ ንምርድድዳእን ብኡ ኣቢልካ ድማ፡ ንህግደፍ ምልጋስን ክከውን ነይርዎ። ተዘይኮይኑ፡ ኣብ ሰሜን ኣመሪካ፡ ኮይንካ ህዝቢ ክተልዓዕል፡ ዳርጋ ካብተን ንኸምስላ ተቓወምቲ ኮይነን ኣብ ኢትዮጵያን ከንያን ዕግንግን ዝብላ ኣይፈልየኩምን ኢዩ።
    ሓርነት ህዝቢ ሃገር ንኽትፈጥር እኮ ክቡር ደም ከተፍስስ ኣለካ፡ እምበር ኣብ ዶብዮ ዓራትካ ኮይንካ ኣይኮነን ጸላኢ ዘልግስ።

  • hara December 29, 2015

    I agree too

  • k.tewolde December 29, 2015

    Plenty of missed and squandered opportunities, but it is never too late.”ZIGEBIR NEDIUU AYNEGR”.Let’s just shed the culture we inherited from HGDEF and it’s roots-pretending,lying, double dealing,character assasinating,hishukshuk,amselu,kelaalem,sikifta,himiet,idolizing humans,bado mliflaf,nhawka ahlifka mhab, hmak indaraaka mitskat……………………as long as we can tame these crippling characteristics, I have no doubt, we can carve out a formidable opposition force that can cast away this limping regime into MAI BELA and usher a new dawn to our beloved homeland in no time.

  • negusse December 29, 2015

    ሐራን አርዓዶምን ብግቡእ ዝተረዳእኩሞ አይትመስሉንሞ ብኽብረትኹም እንደገና ክትርድእዎ ፈትኑ ” ካብ ታሕቲ ንላዕሊ” ብዝብል ንኹሉ ኤርትራዊ ዘሳትፍ እንኾ ሕድሽን ዝሰርሕን ተቐባልነት ዘለዎን ብብዝሑት ዝተደገፈ እዩ ።
    እተን ንሽሙ ዝነበራ ስሱዓት ባይቶታውን ብሐድሽ መስፈን ናብዚ ሐድሽን ዝሰርሕን ዘስርሕን እንተመጻ እቲ ማዕጾ ክፉት ምኻኑ እዩ ዝግለጽ ዘሎ።ብሐጺሩስ ሕዝቢ ባዕሉ ናቱ ውድብ አብቦቦትኡ መስሪቱ አብ መጨረሽታ ተዝትዩን ተአራሪሙን ” ሐደ ዘየጠራጥርን ዘስርሕን ናይ ሕዝቢ ብሕዝቢ ዝቖመ ባይቶ ይፍጠር ማለት እዩሞ, ብወገናይ የስርሕ እዩ ይብል።

  • Berhane December 30, 2015

    I agree with Aradom. It is true ab America koynka bayto nefter malet kumneger yigeberey ele ayhasben. Kulu ab seltan nekewetah eyu zideli ember haki sacrifice gere adey kab ezi dictator eziy kanagefo eyu zibel yelen. Ab adi zelewu dima kabti nezi Sulul Essayas ho endabelka misesaen kebero hijka ab ketema mewsae melishu yeselelo eyu zelo.

POST A COMMENT