Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ዕዉት ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ኦስሎ – ኖርወይ!

እቲ ብኹቡር ደም ምዑት ኤርትራውን ኤርትራዊትን ዝተረጋገጸ ናጽነት ኤርትራ፣ በቲ ኣብ ትሕቲ ”ህዝባዊ ማዕበል ንድሕነት ሃገር” ዝብል መርሆ ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ፣ ኣብ ልክዕ መዓልቱ፡ ኣብ ዕለት 24.05.2013 ብዓቢ ድምቀት ተዘኪሩን ከቢሩን ውዒሉ።  ዕላማ ናይቲ ሰላማዊ

እቲ ብኹቡር ደም ምዑት ኤርትራውን ኤርትራዊትን ዝተረጋገጸ ናጽነት ኤርትራ፣ በቲ ኣብ ትሕቲ ህዝባዊ ማዕበል ንድሕነት ሃገር ዝብል መርሆ ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ፣ ኣብ ልክዕ መዓልቱ፡ ኣብ ዕለት 24.05.2013 ብዓቢ ድምቀት ተዘኪሩን ከቢሩን ውዒሉ።  ዕላማ ናይቲ ሰላማዊ ሰልፊ ድማ፣ መቓልሕ ድምጺ ናይቲ ኣብ ፈቐዶ ጎዳጉድቲ ናይ ህግደፍ ኮይኑ ፍትሒ ስኢኑ ዝሳቐ ዘሎ፣ ናይቲ ኣብ ምድረበዳ ሲናይ፡ ብበደዊን ግብጺ እናተጠብሐ ውጽጣዊ ኣካላቱ ንዕዳጋ ወሪዱ ዝሽየጥ ዘሎ፣ ናይቲ ኣብ ፈቐዶ ምድረበዳታት ሰሃራን ባሕርታትን ዝጠፍእ ዘሎ፣ ብጠቕላላ ድማ መቓልሕ ድማጺ ናይቲ ኣፉ ተለጒሙ ዝሳቐን ዝበርስን ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ ናብ ማሕበረሰብ ዓለም ንምቅላሕ  እዩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT