Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ዕዉት ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ፍራንክፉርት

ሕግደፍ ከምቲ ኣቐዲሙ ዝተሓበረ ነቲ ናይ ቨልድሆፈን ሆላንድ ውድቀቱ ንምሽፋንን ከምኡ ከይድግመን ከይቅጽልን ንምግባር ህርግድግድ ኣብ ምባል ይርከብ። ቀንዲ ኣትኩሩሎ ዘሎ ህዝባዊ መኸት ብማለት ናይ መበለሓቲ ኣኸባታት ናይቶም ኮራኹሩ ኣብ ኩሉ ከተማታት ጀርመን ምኽያድ እዩ። ኣብ

ሕግደፍ ከምቲ ኣቐዲሙ ዝተሓበረ ነቲ ናይ ቨልድሆፈን ሆላንድ ውድቀቱ ንምሽፋንን ከምኡ ከይድግመን ከይቅጽልን ንምግባር ህርግድግድ ኣብ ምባል ይርከብ። ቀንዲ ኣትኩሩሎ ዘሎ ህዝባዊ መኸት ብማለት ናይ መበለሓቲ ኣኸባታት ናይቶም ኮራኹሩ ኣብ ኩሉ ከተማታት ጀርመን ምኽያድ እዩ።

ኣብ ከተማ ፍራንክፉርት ብዕለት 7.05.201 እዩ እቲ ብህጹጹ ዝተጸወዓኤ እከባኦም ተኻይዱ።

እዚ ኣኸባዚ ብሕጋዊ መገዲ ንምፍሻሉ ምስቲ ዝነበረ ሕጽረት ጊዘ ኣይተኻለን። ብደሞንስትረሽን ብጽሑፍ ጨርሖታትን ብድምጽን ገርና ንኣርባዕተ ሰዓታት ተቓውሞና ኣርኢና።

እቶም ኮራኹር በቲ ዝወርደሎም ዝነብረ ግስጻትን ነድሪ ዝዓብሎሎ ተሪር ተቓውሞ ከም ሰራቒ ርእሶም ኣድኒኖም ብቅልጣፈ ኢዮም ዝኣትዉ ዝነበሩ።

ብፍላይ መንእሰያት ደለይቲ ፍትሒ ነቲ ዓዲ ዘብርስ ዘሎን ብመጻኢ ሂወቶምን ዕድሎም ዝተጻወቲ ስርዓት ህድግፍ ዝድግፍ ክርኡ ከለው ደም ይፈልሖም ነሩ ፣ ክይዕምጥሩዎን ብፖሊስ ይኽልከሉ ነበሩ።

 

ዓወት ህዝቢ ኤርትራ

ውድቀት ንህግደፍን ኮራክሩን

ህዝባዊ ምልዕዓል ፍራንክፈርትን ከባቢኣን

 

aseye.asena@gmail.com

Review overview
2 COMMENTS
  • k.tewolde May 11, 2017

    Europe is becoming the ground zero of the mass upheaval that will trigger the downfall of the most tyrannical regime the world have ever known,I hope the rest of the continents will follow.This seething anger of the young against the ones who stole their childhood and their future is palpable and should be channeled appropriately for positive outcome by the dedicated mentors who are guiding them,this effort should be coordinated globally with no one claiming ownership of the movement,it belongs to the masses for the masses by the masses,activists should reach out for each other wherever they are around the world and communicate openly without reservation.Let us show the world one more time what we can do together when our very identity is threatened like we did back then,Together!

  • የማነ May 13, 2017

    ሕዝቢ እንዳንፀትካሲ “ሕዝባዊ መከተ!” እዞም ደናቁር ደገፍቲ ሕግደፍ እቱ ዝፀንት ዛሎ ሕዝቢ ካበይ ዝወረደ ባዕዲ ሕዝቢ መሲልዎም? እቶም ተቃወመቲ መናእሰይ ካብኦም ብዝበለፀ ንህግደፍ ብቅርበት ዛገልገሉን ዝተጋፈኡን ስለምኳኖም ብከመይ ሲሂተምዎ!!! ኣብ ፀልማት ተሸሚምካ ንህልፈትካ ምንባር፣ ንጥፍዘት ሕዝብካን ሀገርካን ዘይምግዳስዩ፣ ኣብ’ዚ ወሳኒ ሰዓት’ዚ ንሥርዓት ሕግደፍ መጋበርያ ካብምኳን ዝለዓለ ገብን ዘየለ ምኳኑ ተገንዚቦም ክእንደቡ ይግባእ!!! ህግደፍ ብርሰትን ጽንተት ህዝቢን ሀገርን ስለዝኮነ እቱ እንኮ መድህን “ትካል ዲሞከራስያዊ ሥርዓት’ዩ” ስለዚ ኩላትና ንላኣል ንትመም!!!

POST A COMMENT