Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ዕድመ ፡ ንሰፊሕ ህዝባዊ – ዘተ

ከም ኤርትራውያን መጠን፡ ህዝብናን ሃገርናን፡ ኣብ ኣዝዩ ጽንኩርን፡ ተሪርን እዋን፡ ከም እንርከብ፡ ንኩልና ብሩህ ጥራሕ ዘይኮነ፡ ኣዝዩ ኣሻቓሊ ውን'ዩ ። ኩነታትና ካባና ሓሊፉ፡ ንዓለም ውን ኣታሓሳሳቢ ኮይኑ'ሎ። ሃገርና ምስላ ተደዊኑ ባዲማ፡ ህዝብና ውላዱ ስኢኑ ዘኽቲሙ፡

ከም ኤርትራውያን መጠን፡ ህዝብናን ሃገርናን፡ ኣብ ኣዝዩ ጽንኩርን፡ ተሪርን እዋን፡ ከም እንርከብ፡ ንኩልና ብሩህ ጥራሕ ዘይኮነ፡ ኣዝዩ ኣሻቓሊ ውን’ዩ ። ኩነታትና ካባና ሓሊፉ፡ ንዓለም ውን ኣታሓሳሳቢ ኮይኑ’ሎ። ሃገርና ምስላ ተደዊኑ ባዲማ፡ ህዝብና ውላዱ ስኢኑ ዘኽቲሙ፡ መንእሰያትና ተስፋ ቆሪጾም፡ እግሮም ናብ ዝመርሖም ተበታቲኖም፡ ኣብ ድያስፖራ እንነብር፡ ደለይቲ ፍትሒን ለውጥን ውን፡ ሓቢርና ዓቕምታትና ኣወሃሂድና፡ክንምክት ስለ ዘይበቓዕና፡ ኣብ ሓድሕዳዊ ግርጭት ተሸሚምና፡ ህዝብን ሃገርን ከነድሕንስ ይትረፍ፡ ንነብስና ውን ክንከላኸል ኣብ ዘይንኽእለሉ ደረጃ ወሪድና ምህላውና ኩሉ ዝምስክሮ ሓቂ’ዩ።

ነዚ መሰረት ብምግባር እምብኣር፡ ካብ’ዚ ዓዘቕቲ’ዚ እንወጸሉ፡ ፍታሕ ንምንዳይ፡ ኩልና  (ህዝቢ፥ ፖለቲካዊ ውድባትን ሰልፍታትን ፥ ሲቪክ ማሕበራት)፡ ተራኺብና ኢሂን ምሂን እንብሃለሉ፡ ናይ ሳልስቲ ዓውደ-ዘተ፡ ንዕለት 8,9,10 ሓምለ 2016 (8, 9 ,10July 2016 ) ኣብ ጀርመን፡ ከተማ ካይዘርስ ላውተርን፡ xxxxxxxxxxxxx Strasse xx  xxxxxx  Keiserslautern፡ ኣዳሊና ስለ ዘሎና፡ ብተገዳስነት ክትሳተፍዎ፡ ብክብሪ ንዕድም።

ኣዳላዊት ሽማገለ

لا شك اننا كارتريين على علم بما هو عليه شعبنا من معاناة وما يمر به من اوقات عصيبة، وكلنا مشغول بهذا الوضع. لقد اصبح العالم ايضا مهتم بقضية شعبنا وما آلت اليه الاوضاع في بلادنا. البلاد في تدهور مستمر والشعب فقد فلزات اكباده، وشبابنا لم يعد له امل البقاء في البلاد فاصبح يهاجر الى كل اتجاهات العالم، وبسبب ضعفنا نحن طلاب العدالة وعدم قدرتنا على تسيق جهودنا، وبقاءنا في وحل الخلافات البينية، لم نعد نستطيع انقاذ شعبنا ووطننا، ولا حتى الدفاع عن انفسنا. هذا هو واقعنا الذي لا نستطيع انكاره. بناءا على هذا ندعو جميع التنظيمات السياسية ومنظمات المجتمع المدني للمشاركة في ندوة للحوار والبحث لايجاد حلول ومخارج من هذا الوحل.

سوف تعقد الندوة تحت شعار: “ارتريا هي ملك لشعبها، وتطور شعبها هو الضمانة لها، التآخي و المحبة بين ابناء الشعب هو متنفسها”.

التاريخ: من 8 الى 10 يوليو – 2016

المكان: مدينة كايسرسلاوتم (Keiserslautern) – ألمانيا

 

يرجى من الجميع ابلاغ اللجنة المنسقة للندوة بمشاركتكم واراءكم حول بنود الحوار المطروحة، ونشكر لكم مقدما حسن تعاونكم في ذلك ودعمكم.

 

لمزيد من المعلومات بامكانكم التواصل مع اعضاء اللجنة التنسيقية الواردة امساءهم ادناه:

 

  • السيدة اببا ابراها – كندا
  • السيدة وجدان ديقول – استراليا
  • السيد مرهاوي ولديميكائيل – نيوزيلاندا
  • السيد تخلي-ماريام قبري-جيورجس – المانيا

 

الايميل: hzbawizete@gmail.com

 

لارسال دعمكم المادي:

Paypal ni Hizbawiezete  tecle.ghebregergis@t- online.de  Teclemariam Ghebregergis IBAN DE63500105175414573205 BIC INGDDEFFXXX     ni Hizbawizete

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT