Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ዝኽሪ ነቶም ብሓደጋ ኣብ ባሕሪ ሂወቶም ዝሰኣኑ መንእሰያት ኤርትራውያን ኣብ ፍራንክፈርት ጀርመን

ዝኽሪ  ነቶም  ብሓደጋ  ኣብ  ባሕሪ  ሂወቶም  ዝሰኣኑ  መንእሰያት  ኤርትራውያን  ኣብ  ፍራንክፈርት  ጀርመን ንዓርቢ ዕለት 11.10.2013 ነቶም ብሓደጋ  ኣብ ባሕሪ ጢሒሎም ኣብ ግዜ ንእስነቶም ሂወቶም ሲኢኖም ዘለዉ ኣሕዋትናን፡ ኣሓትናን፡ ከምኡ`ውን ደቅና፡ ኣብ ፍራንክፈርትን  ከባቢኡን ንርከብ  ኤርትራውያን ብሓባር

ዝኽሪ  ነቶም  ብሓደጋ  ኣብ  ባሕሪ  ሂወቶም  ዝሰኣኑ  መንእሰያት  ኤርትራውያን  ኣብ  ፍራንክፈርት  ጀርመን

ንዓርቢ ዕለት 11.10.2013 ነቶም ብሓደጋ  ኣብ ባሕሪ ጢሒሎም ኣብ ግዜ ንእስነቶም ሂወቶም ሲኢኖም ዘለዉ ኣሕዋትናን፡ ኣሓትናን፡ ከምኡ`ውን ደቅና፡ ኣብ ፍራንክፈርትን  ከባቢኡን ንርከብ  ኤርትራውያን ብሓባር ዝኽሪ ንኽንገብረሎም መደብ ወጺኡ ስለ ዘሎ፡ ኩሉ ሕልና ዘለዎ  ኤርትራዊ  ኣብ`  ቦታ  ክርከብ  ይዕደም ኣሎ።

ዝኽሪ ዝጅመረሉ፡ ስዓት 18.00 *ሹዱሽተ ናይ ምሸት ኮይኑ፡ ዝውድኣሉ ስዓት 20.00 ሾሞንተ ናይ ምሸት እዩ።

ዝኽሪ ዝግበረሉ ኣድራሻ፡ OSTPARK FRANKFURT, strasse bahn 12, or u-4    ትወስዱ  ኣብ  Eissporthalle   ትወርዱ።

EYSNS – GERMANY

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT