Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ዝኽሪ ግዳያት ላምፐዱሳ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም

ስዊደናዊ-ኤርትራዊ ምሕዝነት ንደሞክራስያዊ ለውጢ ብምኽንያት መጀመርያ ዓመት ዝኽሪ ግዳያት ላምፐዱሳ 365 ዝኾኑ ኤርትራውያን ዓሚ ወርሒ ጥቅምቲ 2013 ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ሕይወቶም ዝሰኣኑ ንምዝካርን፣ ነቲ ቀጻሊ ስደተኛታት ኤርትራውያን ዝጓነፎም ዘሎ ስቅያትን ሞትን ኣብ ስደቶም ኣህጉራዊ ማሕበረ

ስዊደናዊ-ኤርትራዊ ምሕዝነት ንደሞክራስያዊ ለውጢ ብምኽንያት መጀመርያ ዓመት ዝኽሪ ግዳያት ላምፐዱሳ 365 ዝኾኑ ኤርትራውያን ዓሚ ወርሒ ጥቅምቲ 2013 ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ሕይወቶም ዝሰኣኑ ንምዝካርን፣ ነቲ ቀጻሊ ስደተኛታት ኤርትራውያን ዝጓነፎም ዘሎ ስቅያትን ሞትን ኣብ ስደቶም ኣህጉራዊ ማሕበረ ሰብ ኣቃልቦን ክከላኸሎን ምሕጽንታ ንምቅራብ ንኹሉኹም ኤርትራውያንን ዘኤርትራውያንን ምሳና ከተምስዩ ብኽብሪ ንዕድም።

በቲ ኣቀዲሙ ዝተሓበረ መሰረት ቀዳማይ ዝኽሪ ግዳያት ላምፐዱሳ ብኤውሮጳ ደረጃ ኣብ ዓዲ ጥልያን ካብ 1-5 ጥቅምቲ ክግበር ስለዝተመደበ ምሕዝነት ስዊደናዊ-ኤርትራዊ ድማ ኣብኡ ክካፈል ስለዝኾነ ነቲ ዕለት ዝኽሪ መዓልቲ ግዳያት ላምፐዱሳ ብዕለት ቀዳም 27 መስከረም ኣቀዲሙ ክገብሮ ወሲኑ።

 

ዕለት፣ ቀዳም 27 መስከረም 2014

ግዜ፣ ካብ 18.30- 22.00

ቦታ፣ ሰርገልስ ቶርይ

 

ብደሓን ምጹ1

ኣሰናዳዊት ኮሚተ ግዳያት ላምፐዱሳ

ስዊደናዊ-ኤርትራዊ ምሕዝነት ንደሞክራስያዊ ለውጢ

aseye.asena@gmail.com

Review overview
2 COMMENTS
  • eyob Ghebreziabhier September 12, 2014

    እቲ ብሉጽ እዩ መአስ ይጸሐፍ ከም ሰዓቢ

    ሎሚ ንእክከብ ምእንቲ ዝኽሪ ናይ እታ ክስራን ናይ አሕዋትና እውን አሓትና አብ …
    Today we gather in remembrance (or memory) of the loss of our brothers and sisters in …
    or
    ሐደ ዓመት ድሕሪ እታ ክስራን ናይ እቶም ናትና ፍቱዋት አብ …
    One year after the loss of our dears in …
    or
    አልሎና ንአመስግን እቲ መጀምመርያ ኣንኒቨርሳርዮ (ልደት) ናይ እታ ክስራን ናይ ናትና …
    We are celebrating 1st anniversary of the loss of our …

  • Ma'E'Kobay September 12, 2014

    It is true he esayas is Sadist at the time of Lapadusa Eritrean youth tragedy almost the entire world expressed sorrow toward the victims and the their family, the Italian and the European union formally respected collected the victim bodies paid their time and money overall they prayed including the entire world. Esyas Afewerki did none, so he is categorized as ‘Sadist’ or ‘Cult’. and all his top circle in his leadership are Sadist or Cult.

POST A COMMENT