Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ድሕሪ ስርሒት ፎርቶ ብምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ተኣሲሩ ዝቐነየ ሚኒስተር ጸዓትንን ማዕድንን ኣቶ ኣሕመድ ሓጅ ዓሊ ተፈቲሑ።

ድሕሪ’ቲ ብ21 ጥሪ ኣብ ኣስመራ ብሓልታት ምክልኻል፡ ኣብ ኤርትራ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ንንምጻእ ዝተኻየደ ስርሒት ፎርቶ ብምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ተኣሲሩ ዝቐነየ ሚኒስተር ጸዓትንን ማዕድንን ኣቶ ኣሕመድ ሓጅ ዓሊ፡ ነዊሕ ምርመራ ተኻይዱሉ ሎሚ ንጉሆ 29 ጥሪ ከምዝተፈትሐ

ድሕሪ’ቲ ብ21 ጥሪ ኣብ ኣስመራ ብሓልታት ምክልኻል፡ ኣብ ኤርትራ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ንንምጻእ ዝተኻየደ ስርሒት ፎርቶ ብምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ተኣሲሩ ዝቐነየ ሚኒስተር ጸዓትንን ማዕድንን ኣቶ ኣሕመድ ሓጅ ዓሊ፡ ነዊሕ ምርመራ ተኻይዱሉ ሎሚ ንጉሆ 29 ጥሪ ከምዝተፈትሐ ምንጭታት ሓቢሮም።

ዛጊት ብዝረኸብናዮ ሓበሬታ መሰረት፡ ሓደ ካብቶም ኣካይደቲ ስርሒት ፎርቶ ዝነበረ፡ ሓለቓ ስታፍ መካናይዝድ ክፍለሰራዊት ኮለኔል ስዒድ ዓሊ ሕጃይ (ወዲ ዓሊ) ሃሱሳት ስርዓት ህግደፍ ምስ ተኸታተሉዎ፡ ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ከይተሓዝ ነብሱ ባዕሉ ከምዝቐተለ ተፈሊጡ ‘ሎ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
16 COMMENTS
  • ሓዱሽ ተስፋሁነይ January 30, 2013

    ዝገርም ስሪሒት ናይ ታንክን ሰራዊት መራሕስ ንምኒስትሪ ዜና ንምንታይ ነቲ መአዘዚ ዘይምሓዝዎ

  • ahmed saleh January 30, 2013

    Col. WEDI ALI killed himself to preserve his integrity than falling under mercy of those thugs .
    Courageous man live free and die free. Rest in peace our hero . ALLAH will give you back the reward
    you deserved for the unselfish manners you showed to our people .

POST A COMMENT