Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ድሙቕ ባህላዊ ምሸት ኣብ ከተማ ከሎን ንኹሉ ኤርትራዊ ተቐማጦ NRW

ብምኽንያት በዓል ሓድሽ ዓመት ማሕበረሰብ  ከሎንን ከባቢኣን ድሙቕ  ዝኾነ  ባህላዊ ምሸት ብወናማት ዝኾኑ ደረፍቲ ዝተሰነየ ኣዳልዩ  ንኹሉ ጉድስ ኤርትራዊ ኣብዚ ኣብ ታሕቲ ተገሊጹ ዘሎ ዕለትን ኣድራሻን ብኽብሪ ይዕድም  ኣሎ ። ዕለት    ቀዳም  4 January, 2014 ሰዓት

ብምኽንያት በዓል ሓድሽ ዓመት ማሕበረሰብ  ከሎንን ከባቢኣን ድሙቕ  ዝኾነ  ባህላዊ ምሸት ብወናማት ዝኾኑ ደረፍቲ ዝተሰነየ ኣዳልዩ  ንኹሉ ጉድስ ኤርትራዊ ኣብዚ ኣብ ታሕቲ ተገሊጹ ዘሎ ዕለትን ኣድራሻን ብኽብሪ ይዕድም  ኣሎ ።
ዕለት    ቀዳም  4 January, 2014
ሰዓት     ካብ  ሰዓት  17,00
ኣድራሻ    Turm str.  3 – 5
               50733  Köln ( Nippes)
 ብደሓን  ምጹ
  ሽማግለ  ማሕበር ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT