Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ገዲም ተጋዳላይ ሸኽ ሓምድ ሳልሕ ቱርኪ ኣብ ካርቱም ዓሪፉ

ገዲም ተጋዳላይ ሸኽ ሓምድ ሳልሕ ቱርኪ ኣብ መፋርቕ ሱሳታት ኣብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ተጸምቢሩ ንናጽነት ኤርትራ ዝተቓለሰ ገዲም ተጋዳላይ ሸኽ ሓምድ ሳልሕ ቱርኪ ኣብ መበል 70 ዓመቱ ዝሓለፈ ረቡዕ ኣብ ካርቱም ኣብ ሆስፒታል ዓሪፉ።   ገዲም ተጋዳላይ

ገዲም ተጋዳላይ ሸኽ ሓምድ ሳልሕ ቱርኪ ኣብ መፋርቕ ሱሳታት ኣብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ተጸምቢሩ ንናጽነት ኤርትራ ዝተቓለሰ ገዲም ተጋዳላይ ሸኽ ሓምድ ሳልሕ ቱርኪ ኣብ መበል 70 ዓመቱ ዝሓለፈ ረቡዕ ኣብ ካርቱም ኣብ ሆስፒታል ዓሪፉ።

 

ገዲም ተጋዳላይ ሸኽ ሓምድ ሳልሕ ቱርኪ ኣብ ዒራቕ ብሕጊ ድሕሪ ምምራቑ ኣብ ክፍሊ ሕጊ ተጋድሎ ሓርነት ክብ ዝበለ ሓላፍነት ከምዝነበሮ ይፍለጥ።

 

ሸኽ ሓምድ ሳልሕ ቱርኪ ኣብዚ እዋን ‘ዚ ኣንጻር ውልቀምልኪ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ቃልሲ ኣብ ደምበ ተቓውሞ ኤርትራ  ‘ውን እጃሙ ከበርክት ጸኒሑ እዩ።

 

ኣሰና ንስድራቤቱን መቓልስቱን ጽንዓት ይሃብኩም ትብል።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
7 COMMENTS
  • ahmed saleh October 10, 2014

    They dedicated their life for the country their love but to see them bury on foreign land
    is a shame .
    Rest in peace .

  • wedifre October 11, 2014

    Dear Ahmed,
    Our heroes are immortal.
    They are physically buried but their heroic deeds will remain in our mind and hearts forever.
    Cry for us who are dead when we are breathing. Cry for us who are blind when our eyes are functional.
    We are zombies!! If it was not we would have kicked our dead system or regime before a long time!!!

    God bless Eritrea!!

  • Mesinas October 11, 2014

    ንመዋቲ መንግስተ ሰማያት፡ ንስድራ ቤት ድማ ጽንዓት ይሃብ ልዑል ፈጣሪ!

  • ERITRAWIT October 11, 2014

    It is sad Our heroes should be buried in there home land.
    R.I.P

  • Haile G. Tensae October 12, 2014

    ድሓንኩን ተጋዳልይ ሸኽ ቱርኪ!!
    ዕድሜኡ ምሉእ ተቓሊሱ ኣብ ስደት ክቕበር መሪርን ከቢድን እዩ። ኤርትራውያን ዝተቓለሱ ፍትሒ ክረኽቡ፡ ኣብ ሃገሮም ብኽብርን ብሰላም ክነብሩ እዩ ዝነበረ። እንተኾነ፡ “ንኣዳም ገረሞ” ከምዝባሃል ነባርት ተጋደልቲ ዝምነይዋ ሃገሮም ከይተመልስዋ ኣብ ስደት ምቕባር ልሙድ ኮይኑ ይርከብ ዘሔን ነገር እዩ።

    ኤርትራውያን ሓቢርካ ምስራሕን፡ ምክብባርን ምክእኣልን፡ ተጻዋርነት፡ ዓቕምኻ ምፍላጥን ናይ ኣተሓሳስባ ለውጢ ክሳብ ዘይገበርና፡ ዥጽበያና ዘሎ ኣብ ስደት ብዙሕ ምጽናሕን ምቕባር እዩ።
    ንሸኽ ቱርኪ መንግሰተ ሰማይ ይሃቦ፡ ጽንዓት ንኩሎም ስድራቤትን ተጋደልቲ ደለይቲ ፍትሕን ብሓበረ።

  • Peter October 14, 2014

    May Allah Yerham nefsek ya Aziz.

  • Denden October 21, 2014

    Rest in internal peace our Hero!

POST A COMMENT