Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ጉጂለ ህ ግ ድ ፍ ዝደሃለ ተቓዉሞ ኣብ ስቱትጋርት፡፡

በዒለት 17. 02. 2013 ዓ.ም ብስም ማሕበረስብ ስቱትጋርት መኸተ ብዝብል መጸውዒ ዝገበሮ ኣኼባ ካብ ትጽቢታት ወኪል ጉጂለ ህ ግ ደ ፍ ኣምባሳደር ጴጥሮስ ጸጋይን ወይጦታቱን ወጻኢ ብዝኾነን ስ ምዒት ተሳተፍቲ ኣኼባ ዝተንከፈን፡ደለይቲ ፍትሒኣብ ኣፍደገ መኣከቢ ኣዳራሽ

በዒለት 17. 02. 2013 ዓ.ም ብስም ማሕበረስብ ስቱትጋርት መኸተ ብዝብል መጸውዒ ዝገበሮ ኣኼባ ካብ ትጽቢታት ወኪል ጉጂለ ህ ግ ደ ፍ ኣምባሳደር ጴጥሮስ ጸጋይን ወይጦታቱን ወጻኢ ብዝኾነን ስ

ምዒት ተሳተፍቲ ኣኼባ ዝተንከፈን፡ደለይቲ ፍትሒኣብ ኣፍደገ መኣከቢ ኣዳራሽ (Sänger Halle) ብ

ምርካብ ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ።

ኣብዚ ሰላማዊ ሰልፊዚ አምቢ ንምልኪ አወ ንሕጊ፡ወድቀት ንዲክታተር ኢሳያስ ኣፈወርቂ፡ዝብል ጭር

ሖታትን ጽሑፋትን፡ ከምኡውን ሰልታት ናይቶም ኣብ ሲናይ ኮይኑ ዘአዊ ዘሎ ሕዝብናን መሸጣ ኩላሊ

ትን ዘቃልሕ ኢዩ ነይሩ፡፡ብዘይካ አቶም ሕልና ዘይብሎም ወይጦታት ህ ግ ደ ፍ. ተሳተፍቲ ኣኼባ ርአ

ሶም ኣድኒኖም ሕፍረት አንዳተሰምዖም ነቲ ሰላማዊ ሰልፊ ይሓልፍዎ ነይሮም፡፡አዚ ዘስተውዓሉ ወይጦ

ታት ህ ግ ደ ፍ. ህዝቢ ናብቲ ኣኼባ ዝሳተፉ ነቲ ሰላማዊ ሰልፊ አንዳ ረኣዩ ከይሓልፉ ኣብ ርሑቕ ቦታ ሰባት ልኢኾም ብኻልአ መንገዲ ጌሮም ከም ዝሓልፉን ከም ዝኣትዉን ጌሮሞም።

ብመሰረት ኣተዓዳድማ ኣኼባ ንኹሉ ስለ ዝብል ኣካያዲት ናይቲ ኣደራሽ ሽማግለ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ቲ ኣኼባ ኣቲና ሓጺር መግለጺ ንኽንህብ ሓቲታቶም ንሳቶም ግን ፍቓደኛታት ስለ ዘይኮኑ ኣይሰለጣን፡

ብጣዐሚ ገሪምዋ የሕዝንዩ ተጻዋርነት የብሎምን ድማ ኢላ፡ነቲ ንሳ ዘቕረበቶ ሓሳብ ብወገና ተቐቢልናዮ ኔርና ኢና፡ዝተገብረ ፈተነ ዋላ ብፖሊስ ተሰኒኻ ንምአታውውን ክቕበልዎ ኣይከኣሉን፡ በቲ ዝገበረቶ ንኽልተና ከም ኤርትራውያን  ክንዘራረብ ምፍታና ኣመስጊንናያ፡ደጊምናውን ነመስግና።

ትሕዝቶ ኣኼባ ክልተ ነገራት ዝሓዘ ኢዩ ነሩ ንሱ ድማ ፡ቀዳማይ ህዝቢ ስቱትጋርት ምሳና ኢዩ ዘሎ

ንምባል መረጋገጺ ንኽኾኖም ድማ ብቐጥታ ቲቪ ኤረን ዽምጺ ሓፋሽን ብተለፎን የራኽብዎ ነሮም

አንዳ ጨርሑ ብድምጺ ኣቃሊሖሞ፡ ካልኣይ ዝደናገር አንተ ረኸቡ ዐጫ ዝዐድግ ዝዛረብ አምበር ዝተ

ሃመለስ ኣይረኸቡን።ኣቦ መንበር ኣኼባ መኸተ ኣብ ግዝየ መግዛአቲ ዋና ኣጫፋሪ ደርግ ዝነበረን ደር

ግ ምስ ወደቐ ድማ ብዙሓት ኤርትራዊያን ሃገርናን ህዝብናን ክንክሕስን ክንሕግዝን ብምባል ንሃገሮ

ም ክኣትዉ ከለዉ ንሱ ተበላጺ ንጠቕሙ ጥራሕ ዝሓስብን ዝሰርሕን ስለ ዝኾነ ኣብ ኢትዮጵያ ተሪፉ

ወዲ ዐዳጋ ዓርቢ ትግራዋይ አንተ ረኸበ ትግራዋይ፡ወዲ ዐዳጋ ዓርቢ ኣስመራ አንተረኸበ ድማ ኤርት

ራዊ ኢየ አንዳበለ ዝነብር ዝነበረ ኢዩ። ሕጂ ግን ከይሓፈረ ኣብቲ ኣኼባ ሓርብኛታት ደቂ ኣንስትዮን

ንደቂ ተባዐትዮን ከናሹን ከጸልምን ተራአዩን ተሰሚዑን፡ጉጂለ ህ ግ ደ ፍ.ድማ አዚኦምን ከምዚኦምን

ሒዙ ኢዩ መኸተ ጸረ ህዝብን ሃገርን ዝብል። ኣኼባኦም ሕቶን መልስን ዘይብሉ ብጭርሖን መደረን

ጥራሕ ተዛዚሙ ኣብ መዐጸዊ ወኪል ስርዓት ህ ግ ደ ፍ. ስቱትጋርት ድጀና አንዳበልናስ ወያነ ደፊሮ

ሙና (ንደለይቲ ፍትሒ ማለቱ ኢዩ) ኢሉ ከይሓፈረ ጽባሕ ግን መልሓሱ ክዓጽፍ ሙኻኑ ኣይንጣራጤር

ን።

በዚ ኣጋጣሚ ንኹሉ ደላይ ለውጥን ደላይ ፍትሕን ዝኾነ ኣብ ስቱትጋርትን ከባቢኡን ፍርሕን ራዐድ

ን ስዒሩ ኣብ ቅርዓት ወጺኡ ምአንቲ ህዝቡ ሕጊ ይንገስ አሱራትና ይፈትሑ ባርነታዊ ኣገልግሎት፡መሸ

ጣ ውሽጣዊ ኣካላት የብቅዐ ክብል ጸዋዒትናን ምሕጽንታናን ነቕርብ።

 

ሽማግለ፤ስቱትጋርትን ከባቢኡን

aseye.asena@gmail.com

Review overview
8 COMMENTS
  • Zenghi Haqi March 15, 2013

    እምበርዶ ነዚ ዝጸሓፈ ርእሲዶ ኣለዎ፣ ትምህርቲ ዘለዎ ኣይመስልን እዚ ነዚ ሪፖርት ዝጸሓፈ ሓደ ደንቆሮ እዩ፣፣ ሓደ ወይጦ ዕሱብ ናይ ወያነ ብሓደ ብሓደ ወዲ ዓድዋ ዶክተር ተስፋይ ዝብልዎ ዝእዝዞ እዩ ዝምራሕ፣፣ ኣብ መጀመርያ 2000 ንተቛወምቲ ኣቱም ዓጋመ እንዳበለ ኣብ ናይ ኣኼባ እሕግደፍ ከም ዋርዲያ ኣብ ኣፍደገ ተተቛወምቲ እንዳተጻረፈ ክተሃረም ሓዙኒ ልቐቑኒ እዩ ዝብል ነይሩ፣፣ ኣውራጃዊ ጸቢብ ሓደ ሃላይ ዝወስዶስምዒት ዝምራሕ ከብቲ እዩ፣፣

    ኣብ እርጋኑ ዝተበላሽዎ ዑስብ ወያነ ብሕልፊ ድሕሪ ናይ ደብረዘየት ኣኼባ ጎይትኡ በረኽጥ ስምኦን ዝበሎ ኣብ ግብሪ ክውዕል ከም ዕቡድ ከልቢ ኤሪትራውያን ኣብ ዝእከብሉ ክነብሕ ይውዕል ኣሎ፣፣ ሕጂእሞ ኽእ ከም ጽሉል ንበይኑ ክዛረብ ጀሚሩ ኣሎ ዘመድ ሲኢኑ ንጋብር ደሮዓንቶ ፣፣

    እብ ሂወተይ ዘጉሃየኒ ነገር እንተሃልዩ ነታ እሱ ዝጸሓፈ ከንብብን ክምልሸሉ ዘጥፋእኩዋ ጊዜ እዩ

    • asmelas March 16, 2013

      mehaym

    • TwoWayStreet March 19, 2013

      Zenghi Haqi do belka, kab xerfitatka mezinnaka zengi.

  • haile March 15, 2013

    Mr zenge haqi
    If you now he me why don’t you sit with hem @ talk
    Like a man .

  • keih March 17, 2013

    ata zanegi haki neseka emo zaymhelaw mehasheka abzi geza ezi weyane ketebel mehafereka hezebena batom bazebazeti HGDF ENDA TEWAREDE WAYANE KETEBEL AYGEBAKAN EU GENAKA BEAL NESEKA WAYETO NEWEYETO HEZOM ADI YEGALABETEWA ALOWU TXEBAH GEN KETEDANU EKUM AKELU EU ETI GEZA HATXER EU

  • mengs March 17, 2013

    ata zenge haqi nska kea mo zgededka woyto afka ke zythz wedey woyto nska ba denkoro

  • Zenghi Haqi March 18, 2013

    15 korakur weyane kenebhu kelewu 600 hagerawiyan k´a bzaeba hagerom, kem goitotom Weyane ab seminar zetegebrelu kem lemano chenen ilom gegezom temelisum, eti hagerawi erde´akum iluwom ktekbelom sele zeyedeleye kkkkkkkkkk funny

    • TwoWayStreet March 19, 2013

      Zengi, Nega zihalefe semun ab assena ziwexet xihifti azekirkani. Haqin mertion akribka kindi mimikat, wey mirididae, gogoyikha Izi woyane, izi ba tigraway, izi isub CIA mibal tiray iyu zewaxaka. Mexhaf Isayas, Miraf 2, gex 14 salisay paragraph.

POST A COMMENT