Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ጌጋ ምንባሩ ንፈልጥ ኔርና …

ንነዊሕ እዋን ብረቂቕ ሜላ ንጊልያነትን ምሩኽነትን ረድየ ንኽቕበሎ ተለማሚደዮ ኢየ ጸኒሐ። ኣብ ክሊ ናተይ ዕድመ ዝርከቡ ዝበዝሑ ኤርትራውያን መሳቶይ እውን ግዳይ ናይ ከምዚ ዓይነት ስነ-ኣእምሮ ከም ዝነበሩ ርግጸኛ ኢየ። ክትብሎ ከለኻ ዘይልሙድ ደኣ ይመስል ይኸውን እምበር፣ ኣብ

ንነዊሕ እዋን ብረቂቕ ሜላ ንጊልያነትን ምሩኽነትን ረድየ ንኽቕበሎ ተለማሚደዮ ኢየ ጸኒሐ። ኣብ ክሊ ናተይ ዕድመ ዝርከቡ ዝበዝሑ
ኤርትራውያን መሳቶይ እውን ግዳይ ናይ ከምዚ ዓይነት ስነ-ኣእምሮ ከም ዝነበሩ ርግጸኛ ኢየ። ክትብሎ ከለኻ ዘይልሙድ ደኣ ይመስል
ይኸውን እምበር፣ ኣብ ትሕቲ ምልኪ ከም ዝነበርካ ይርደኣካ ኣይነበረን። ከም ወድ ሰብ መጠን ኣዋዲ ህይወትካ ንስኻ ጥራይ ምዃንካ፣
ዝተሰምዓካ ክትዛረብ፣ ባህ ዝበለካ ክትሓሪን ክትገብርን መሰልካ ምዃኑ ተፈሊጡካ እውን ኣይፈልጥን። ንሕና’ኮ፣ ሰማይ ብዝዓረገ
ተስፋን ሃንቀውታን ተመሊእና፣ ንሓንቲ መዓልቲ እኳ ክንጥለም ንኽእል ንኸውን ኢልና ከይሓሰብና ኣብ ልዕሊ መንግስቶም ፍጹም
እምነት ኣንቢርና ንጓዓዝ ዝነበርና ሰባት ኢና። ከማና ዝኣመሰሉ ኤርትራውያን መንእሰያት እውን ክሳብ ክንዲ’ዚ ኢዮም የዋሃት
ነይሮም!! እቲ ተጻዒኑና ዝነበረ፣ ኣርዑት ጊልያነት ምዃኑ ከይተረደኣና ግዜ በሊዕና።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
8 COMMENTS
  • ተወልደመድህን February 3, 2014

    ሰማይ ብዝዓረገ
    ተስፋን ሃንቀውታን ተመሊእና፣ ንሓንቲ መዓልቲ እኳ ክንጥለም ንኽእል ንኸውን ኢልና ከይሓሰብና ኣብ ልዕሊ መንግስቶም ፍጹም
    እምነት ኣንቢርና ንጓዓዝ ዝነበርና ሰባት ኢና። ከማና ዝኣመሰሉ ኤርትራውያን መንእሰያት እውን ክሳብ ክንዲ’ዚ ኢዮም የዋሃት
    ነይሮም!! እቲ ተጻዒኑና ዝነበረ፣ ኣርዑት ጊልያነት ምዃኑ ከይተረደኣና ግዜ በሊዕና።………….ኣየወ ጸላኢ ስዒርና ስዊት ጀራዲን ክንበልዕ፡ኣብ ሰማይ ምድረገነት ሲኢልና

  • Sorobeti February 3, 2014

    Dear Luwam

    The mafia regime, since the first days of its inception has addicted on creating robotic army and supporters and it is deadly trying to apply that theory in the entire society. Luwam, you are very brave to oppose the slavery service being an exemplary to those who after fleeing from the country preferred to continue as slaves through the 2% extortion taxation.
    May the great creator bless you and your companions on the campaign against slavery service.

  • selamawit2 February 3, 2014

    YOU HAVE ALL MY RESPECT LUAM, THUMBS UP! I have no more words to say my dear sister…

  • semhar February 3, 2014

    Luam you put it well just the way it is, what can I say well done and God bless you.

  • halengi February 4, 2014

    abea alatki esks ab eritrea tewelidki

  • Genet February 5, 2014

    Dear Luam
    You put it very well. Please know, you have the majority of the Eritrean people on your side.
    Take care of your self.
    Genet

  • ሰላምይንገስ February 6, 2014

    EXACTLY WELL SAID
    GOD BLESS YOU MY DEAR LUWAM

  • fetahawi February 6, 2014

    ንሕግደፍ ራሕሪሖም ካብዘፍቅርዋ ሃገሮም ንክስደዱ ዝተገደዱ መናእሰያትና ገሊኦም ስለምንታይ ንሕግደፍ ክደናገጹሉን ክጣበቁሉን ንርእዮን ንሰምኦን ዘሎና፧ ነቲ ምሕረት ኣልቦ ጨካን ምሕደራ ኣብ ትሕቲ ምልካዊ ስርዓት ምስ ሕዝቦም ግዳይ ዝነበሩ ክንሶም ብከመይ ኣብ ትሕቲ መጻወዲ መርበብ ኢሳያሲዝም ኣትዮም፧ ኣቶም ንዚ ኣብ ሃገርና ዘሎ ስርዓት ዘይፈልጥዎ ክንሶም ዝደናገጹሉ ኣብ ደሞክራሲን ፍትሒን ዘስተማቕሩለን ሃገራት ዝዓበዩ መንእሰያት ክንሶም ካብ መጻወዲ ሕግደፋውያን ክወጹን ንፍትሒ ዲሞክራሲን ብቀዳምነት ዘይተንስኡ፧ ሕግደፍ እንታይ ዓይነት ፕሮፓጋንዳ ስለዝፍንውን ብከመይ ኣገባብ ይጥቀይቀም ኣሎ፧ ብወገን ተቓወምቲኸ እንታይ እወንታዊ ወይ ኣሉታዊ ኣበርክቶ ኣንጻርቲ ተዋስኦ ሕግደፍ ኣበርክቶ ጌሮምን ይገብሩን ኣለዉ ፧ ንዘራረበሉ ንዛተየሉ ንረዳዽኣሉ ስለድሕነት ሃገርናን ህዝብናን

POST A COMMENT