Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ግዜ

ግዜ ትማሊ ድያ ሎሚ፧ሎምዘበን ድያ ዓሚ፧ ሎሚ ድያ ጽባሕ፧ብዛዕባ ጽባሕ ጽናሕ፡ ብዛዕቢ ትማሊ ይኹን ዓሚ፡ዝሓገየ ይኹን ከራሚ፡ ዝሓለፈ ሓሊፉ ዘየሕሚ፡እስከ ንዛረብ ብሎሚ፡ ግዜ ሎሚያ ሩሕሰብ፡ከይሓለፈት ከላ  ተቐሰብ፡ [gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2013/09/Petros_gzie.pdf"]

ግዜ ትማሊ ድያ ሎሚ፧ሎምዘበን ድያ ዓሚ፧

ሎሚ ድያ ጽባሕ፧ብዛዕባ ጽባሕ ጽናሕ፡

ብዛዕቢ ትማሊ ይኹን ዓሚ፡ዝሓገየ ይኹን ከራሚ፡

ዝሓለፈ ሓሊፉ ዘየሕሚ፡እስከ ንዛረብ ብሎሚ፡

ግዜ ሎሚያ ሩሕሰብ፡ከይሓለፈት ከላ  ተቐሰብ፡

aseye.asena@gmail.com

Review overview
1 COMMENT
  • Meretse Asmelash September 14, 2013

    ኣይ ንሱ እንድዩ እቲ ዓቢ ጣጣ
    ትማሊ ዝገጊ ሎሚ እንታይ ይፈልጣ
    ጽባሕ ዘጸብቕ ነጢሩ ንሎሚ
    ኣይተበራበረን ካብ ናይ ንእዲ ሕልሚ

    ክቡር ሓው ጵጥሮስ ንኡድ ልቢ ። ቀጽል

POST A COMMENT