Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ጠንቀቕታ ኣብ ከተማ ካይሮ ትርከቡ ደገፍቲ ህግደፍ

ሰላም ከመይ ቀኒኹም ኣብዚ ዚሓለፈ ሰሙናት ስርዓት ህግደፍ ኣብ ልዕሊኡ ክግበር ተሓሲቡ ዘሎ እገዳ ዓቕሉ ጸቢቡዎ ኣብ ዝኣትዎ ጠፊኡዎ ከምዘሎ ንዕዘቦ ዘለና ሓቂ እዩ። ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት ዘርጊሑወን ዘለዋ መጋብሪ ዝኾና ቤት ጽሕፈታቱ ኣቢሉ ናብ'ዚ

ሰላም ከመይ ቀኒኹም ኣብዚ ዚሓለፈ ሰሙናት ስርዓት ህግደፍ ኣብ ልዕሊኡ ክግበር ተሓሲቡ ዘሎ እገዳ ዓቕሉ ጸቢቡዎ ኣብ ዝኣትዎ ጠፊኡዎ ከምዘሎ ንዕዘቦ ዘለና ሓቂ እዩ። ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት ዘርጊሑወን ዘለዋ መጋብሪ ዝኾና ቤት ጽሕፈታቱ ኣቢሉ ናብ’ዚ ገርሀኛ ዝኾነ ህዝቢ ሓድሽ ጎስጋስ ጀሚሩ ከምዘሎ ፍሉጥ ኮይኑ።

       ኣብዚ ዚመጽእ ዕለት 4-12-2011 ኣብ ግብጺ ከተማ ካይሮ ናይ ጎስጋስ ኣኼባ ኪገብር ምኻኑ ብወግዒ ኣዊጁ ይርከብ ኣሎ።ነዚ ነገር’ዚ ድማ ገለ ሰባት ተወዲብና ንከታተሎ ከም ዘለና እንዳሓበርና ኣብቲ ኣኼባ ክንውዕል ምኻንና ነፍልጥ። ገለ ደገፍቲ ኤርትራ ከለኹም መንግስቲ ኣጸሊምኩም ኣባላት UNHCR ዝኾንኩም ከምዘለኹም ፍሉጥ’ዩ ኣብዚ ኣኬባ’ዚ ዝሳተፍ ደጋፊ መንግስቲ ዚኾነ ሰብ ኩሉ ኣስማት መዝጊብና ናብ UNHCR ክነመሓላልፎ ሙኻና ኩሉ ኣብ ካይሮ ዘሎኹም ደጋፍቲ ዲክታትራዊ ዝኾነ ስርዓት ነዘካኩረኩም ኣለና።                                                                       ዓወት ንውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ

                                                                     ካብ ካይሮ

                                                                                 15/11/2011

aseye.asena@gmail.com

Review overview
1 COMMENT
  • henok November 20, 2011

    ata wedi kayro ember do eritrawi eka hasawi eritrawi yeblinan new belo himak hisidna

POST A COMMENT