Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ጸሎተ-ፍትሓት ነፍስሔር ወ/ሮ ኣበባ ተኽለ

ጸሎተ-ፍትሓት ነፍስሔር ወይዘሮ ኣበባ ተኽለ፡ ንሰሉስ ዕለት 31/10/2017 ኣብ ሰዓት 11፡00 ቅድሚ-ቀትሪ ኣብ ቤተ ክርስትያን ቅዱስ ሚኪኤል (ኣድራሻ፡- 78 Edmund Street, London SE5 7NR ) ክካየድ እዩ። ፍትሓት ምስ ተዛዘመ፡ ኩልና ናብ’ቲ ንሳልስቲ ሓዘን ዝተኻየደሉ ኣዳራሽ

ጸሎተ-ፍትሓት ነፍስሔር ወይዘሮ ኣበባ ተኽለ፡ ንሰሉስ ዕለት 31/10/2017 ኣብ ሰዓት 11፡00 ቅድሚ-ቀትሪ ኣብ ቤተ ክርስትያን ቅዱስ ሚኪኤል (ኣድራሻ፡- 78 Edmund Street, London SE5 7NR ) ክካየድ እዩ።

ፍትሓት ምስ ተዛዘመ፡ ኩልና ናብ’ቲ ንሳልስቲ ሓዘን ዝተኻየደሉ ኣዳራሽ ማለት፡- ናብ Fenwick Hall, 28 Wellington Road, London SW9 9NN  ብምኻድ፡ ናይ መፋነዊ እንግዶትና ክትቋደሱ ብኣኽብሮት ንሕብር።

ኣቶ ቴድሮስ ተኽለ፡ ምስ ሙሉኣት ስድራቤት

aseye.asena@gmail.com

Review overview
1 COMMENT
  • Asgedet October 29, 2017

    TsinAt yihabkum melae sidrabet ato Tedros Tekle. Rest in peace my sister Abeba Tekle.

Post a Reply to Asgedet Cancel Reply