Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ጽቡቕኪ ዝምነ !…መን ይዕወት? ነዛ ግጥሚ ብዜማ !

ምራቕ ንእስነተይ ዝሰተኺ ጎርዞ
መን ኣጋግዩኪ ልቢ ከይኣዘዞ
ግደይስ ሂበኪ ግዴኺ ተሪፉ
ጣዕሳ የብለይን እንቋዕ ኣይበደልኩ

ምራቕ ንእስነተይ ዝሰተኺ ጎርዞ
መን ኣጋግዩኪ ልቢ ከይኣዘዞ
ግደይስ ሂበኪ ግዴኺ ተሪፉ
ጣዕሳ የብለይን እንቋዕ ኣይበደልኩ

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT