Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

13 እሱራትን ምስ ኣርባዕተ ዋርድያኦም ናብ ሱዳን ከምዘምለጡ ምንጭታት ሓቢሮም።

ብ 30 መጋቢት 2016፣ ኣብ መንጎ ሃይኮታን ሳዋን ታማራት ኣብ ዝብሃል ከባቢ ኣብ ዝርከብ ሓድሽ መዓስከር ተማሂሉ ዝፍለጥ ቤትማእሰርቲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ንሕክምና ናብ ስዋ ብኣርባዕተ ሓለዋ ተሰንዮም ዝኸዱ ዝነበሩ 13 እሱራት፣ ምስ ዋርድያታቶም ተሰማሚዖም፣

ብ 30 መጋቢት 2016፣ ኣብ መንጎ ሃይኮታን ሳዋን ታማራት ኣብ ዝብሃል ከባቢ ኣብ ዝርከብ ሓድሽ መዓስከር ተማሂሉ ዝፍለጥ ቤትማእሰርቲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፣ ንሕክምና ናብ ስዋ ብኣርባዕተ ሓለዋ ተሰንዮም ዝኸዱ ዝነበሩ 13 እሱራት፣ ምስ ዋርድያታቶም ተሰማሚዖም፣ ብሓባር ተተሓሒዞም ናብ ሱዳን ከምዘምለጡ ምንጭታት ምንጭታት ሓቢሮም።

እቶም ብሳላ ‘ቲ ኣብነታዊ ተግባር ሓለውቶምን ምትሕብባር ህዝብን ህይወቶም ዘድሓኑ ዜጋታት ብሰላም ሱዳን ከምዝኣተዉ ‘ውን ተረጋጊጹ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
26 COMMENTS
  • john April 16, 2016

    አመለኸ የበረኸመ

  • wedi haile April 16, 2016

    selam deki adey eritrawiyan hanti kezareba deliye zeleku bezaiba suleman mangos ( eritrean counsel in london) zkone derbay eritrawiyan aykonkumen kebel ayehaferen ezi bojbaj kab besotu hadimu hager kedio heji ayhaferen eritrawiyan aykonkumen kebel etom zegedefom besoto ayzkeren anta hadami , bojbaj,kedai belwo awardwo assena bejakum, tariko negeru beal Eseyas Asfehan Samuel akeaka ,

  • ባህልቢ ክብሮም April 19, 2016

    ብጣዕሚ ክተባብዑ ዝግበኦም ኣብነታውያን ሓለውቲ እሱራት። እቶም ዝተረፉ ውን ናቶም ኣሰር እንተዝኽተሉ ክንደይ ሰናይ ኔሩ።

    • Ellen April 28, 2016

      Help, I’ve been informed and I can’t become iganront.

POST A COMMENT