Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣገዳሲ ሓበሬታ ንኹሉ ኤርትራውን መሓዙት ኤርትራውያንን ተቀማጦ ካስልን ከባቢኣን

ኣገዳሲሓበሬታ ኣገዳሲ ሓበሬታ ንኹሉ ኤርትራውን  መሓዙት  ኤርትራውያንን  ተቀማጦ ካስልን ከባቢኣን ብሰንኪ’ቲ ብዕለት 03/10/13  ኣሰቃቒ ዝኾነ ናይ ብዙሐት ሂወት ዝበልዐ ሕማቕ-ተረኽቦ (ቅዝፈት)   ካብ ልብያ ዝተበገሰት  ልዕሊ 500 ሰባት ዝሓዘት መርከብ  ናብ ላምፕዱዛ -LAMPEDUSA- (ኢጣልያ) ንምስጋር ኣብ ጉዕዞ  ከም

ኣገዳሲሓበሬታ

ኣገዳሲ ሓበሬታ ንኹሉ ኤርትራውን  መሓዙት  ኤርትራውያንን  ተቀማጦ ካስልን ከባቢኣን

ብሰንኪ’ቲ ብዕለት 03/10/13  ኣሰቃቒ ዝኾነ ናይ ብዙሐት ሂወት ዝበልዐ ሕማቕ-ተረኽቦ (ቅዝፈት)   ካብ ልብያ ዝተበገሰት  ልዕሊ 500 ሰባት ዝሓዘት መርከብ  ናብ ላምፕዱዛ -LAMPEDUSA- (ኢጣልያ) ንምስጋር ኣብ ጉዕዞ  ከም ዝጠሐለት: ምሉእ ዓለም ክግንዘብን ክስንብድን ኮይኑ:: ስለ እቶም  ሂወቶም ዝሓላፉ ንምዝካር: ንሮቡዕ  ዕለት  09.10.2013  ካብ ስዓት  10:00 ቅድሚ ቕትሪ ኣብ

(KULTURZENTRUM SCHLACHTHOF) Mombachstr. 10-12 34127 Kassel

ናይ ሕልና ጸሎት ክግበር ስለ ዝኾነ: ንተኻፈልነትኩም: ጸዋዒት ነቕርብ::

 

ግዱሳት ኤርትራውያን  ተቐማጦ  ካስልን  ከባቢኣን

ብሰላም  ምጹ  !!

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT