Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ቅልዕቲ መዘክር ንተካፈልቲ ኣኼባ መራሕቲ ውድባት ኤርትራዊ ዲሞክራሳዊ ኪዳን ጥሪ 15, 2008

ዝኸበርኩም መራሕቲ ዉድባት ኤርትራዊ ዲሞክራሳዊ ኪዳን ተካፈልቲ ኣኼባ ጥሪ 15, 2008፡ ቅድሚ ኩሉን ልዕሊ ኩሉን ልባዊ ሰላምታና ይብጻሕኩም፡፡ ከም’ዉን ነዚ ኣጋጣሚ’ዚ ብምጥቃም እንቋዕ ናብ 2008 ዓ.ም.ፈ. ንክትሰጋገሩ ኣብቕዓኩም ንብል፡ ዓመት ሰላምን ፍቅርን፡ ዓመት ራህዋን ፍትሕን ክዀነልና ዘሎና ሰናይ ትምኒት ድማ ንገልጽ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT