Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ብባሕቲ መስከረም 1961 ዝተጀመረ ቓልሲ፤ ቓልሲ ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን እዩ!

ባሕቲ መስከረም ኣብ ብረታዊ ቃልሲ ኤርትራ ፍልይቲ ዕለት ምኳና ንኩልና ብሩህ እዩ። እዛ ዕለት እዚኣ ኣንጻር
ባዕዳዊ መግዛእቲ  ብረታዊ ቃልሲ ኤርትራውያን ዘልዓሉላ ዕለት ምኳና እያ። እዚ ምልዓል ብረታዊ ቃልሲ ግን 
ንልዑላውነት ኤርትራ ጥራሕ ኣይነበረን።

ባሕቲ መስከረም ኣብ ብረታዊ ቃልሲ ኤርትራ ፍልይቲ ዕለት ምኳና ንኩልና ብሩህ እዩ። እዛ ዕለት እዚኣ ኣንጻር
ባዕዳዊ መግዛእቲ  ብረታዊ ቃልሲ ኤርትራውያን ዘልዓሉላ ዕለት ምኳና እያ። እዚ ምልዓል ብረታዊ ቃልሲ ግን 
ንልዑላውነት ኤርትራ ጥራሕ ኣይነበረን።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT