Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ተስፋማርያም ተኸስተ/ ወዲ-ባሻይ/ ኣምባሳደር ኣብ እስራኤል – መቐጸልታ 2ይ ክፋል

ኣምባሳደር ተስፋማርያም ተኸስተ /ወዲ-ባሻይ/ በቲ ጽቡቕካ ክንጅምር።

ኣብ ኣስመራ ዓቢኻ። ኣብ 1970ታት ክትመሃር ንኤውሮጳ ደንማርክ ከይድካ። ኤውሮጳ ውሑዳት ኤርትርውያን ዝርከቡሉ ግዜ ኢይ ነይሩ ። ኣብ ደንማርክ ከም ኣባል ማሕበር ኤርትርውያን ንናጽነት ኣብ ኤውሮጳ /ኤ.ና.ኤ/ ከምዝነበርካ ትዛረበሉ ነይርካ።ገለ ኣካየድቲ ማሕበር ተማሃሮ ከምዝሕብርዎ፡ ኣባል ከምዘይነበርካ ይገልጹ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT