Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

2ይ ክፋል ሚስጢር ምብራዕ ኩናት ባድመ – ብ ሚኪኤል እምባየ (ኣራንቺ)

ብመጀመሪያ ንኩሉ “ሳቦያ ንዳግማይ ምሕራር ህዝብና ካብ ባርነታዊ መግዛእቲ መላኺ ኢሳይያስን ቁንጮ መሪሕነት ህ.ግ.ደ.ፍ.ን!!” ብምባል ብዓው ዝበለ ስሙር ድምጺ ብደሆ ንምቕያር! ዘቃልሕ ዘሎ መደባት ኤርትራዊ ዜጋ ዝኸበረ ሰላምታይ ይብጻሕካ፡፡ በዚ ኣጋጣሚ ንኩሎም ካብ ነዊሕ ግዜ ብመንገዲ ኢመይለይ ሃናጽን ኣተባባዕን ርኢቶን መእረምታን ሓበሬታን ዝሰደድኩምለይ ኣሕዋትን ኣሓትን ከየመስገንኩኹም ክሓልፍ ኣይደልን፡፡

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT