Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ስደተኛታት ኣብ ምስግጋር ከላ ቃጸሎ ዘጋጠማ ጃልባ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ብምጥሓላ ኣስታት 200 ስደተኛታት ሞይቶም።

Migrantsካብ ሰዋኪን፡ ሱዳን ተበጊሳ ቀይሕ ባሕሪ ብምቕራጽ ስደተኛታት ናብ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ምስግጋር ንኣርባዕተ ሰዓታትድሕሪ ምጕዓዛ ቃጸሎ ዘጋጠማ ጃልባ ተሳፊሮማ ዝነበሩ 200 ስደተኛታት ብዘይካ ሰለስተ፡ ኩሎም ኣብ ባሕሪ ጥሒሎም ከምዝሃለቑ ‘ዘ ጋርድያን’ ዝተባህለ ጋዜጣ ዓዲ እንግሊዝ ሓቢሩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT