Home ትግርኛ ኣተኵሮ

ኣተኵሮ

ምስሊ ህግደፍ ኣብ እውስትራልያ

ምስሊ ህግደፍ ኣብ እውስትራልያ

ጉጅለ ህግደፍ ኣብ ሶማል ንኣሸበርትን ፈጠርቲ ራዕድን ብምሕጋዙን፡ ብጉዳይ ዶብ ምስ ጅቡቲ ተፈጢሩ ብዘሎ ምስሕሓብ፡ ኤርትራ ብኣህጉራዊ ሕግታት ዶብ ብዘይ ምቕያዳን፡ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ኣብ መወድእታ ሰሙን 2009 ናብ ውልቀ መላኽን ጭፍርኡን ዘነጻጸረ ናይ ኣጽዋር መሸጣን ዕድግን ዝኽልክል፡ ኣብ ደገ ብስም መንግስትን ውልቀ ሰባትን ንዘሎ ንብረትን ገንዘብን ዘደስክል፡ መስል ምንቅስቓስ ሰበስልጣናት ዝሓጽር ውሳነ ሓሊፉ ኣሎ።

 

መኸተ ውልቀምልኪ ብዘይ ተሳታፍነት ደቀንስትዮ ኣይዕወትን - ቃል ኣሰና

መኸተ ውልቀምልኪ ብዘይ ተሳታፍነት ደቀንስትዮ ኣይዕወትን - ቃል ኣሰና

ሎሚ 8 መጋቢት መበል ሚእቲ ዓመት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀንስትዮ እዩ። ኤርትራውያን ደቅንስትዮ ኸኣ፡ ኣብዚ ኣገዳሲ ዕለት ‘ዚ፡ ኩነታተን ገምጊመን ተራአን ዘጕልሕ ዕማማት ከዋድዳ ይግባእ።

ጠንቂ እገዳን ወግዓዊ ጸብጻብ ባይቶ ጸጥታን …..2ይ ክፋል

ጠንቂ እገዳን ወግዓዊ ጸብጻብ ባይቶ ጸጥታን …..2ይ ክፋል

ኣብቲ ዝሓለፈ ዝተተርጎመ ጽሑፍ ናይቲ ብ ሞኒተሪን’ ግሩፕ ዝፍለጥ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝተመዘዘ ንምግሃስ ነቲ ብ 751 /1992 ዝፍለጥ ወታሃደራዊ እገዳ (Arms Embargo)  ኣብ ሶማሊያ፡ ዝከታተል ናይ መጽናዕቲ ጉጅለ ዝወጸ ጸብጻብ፡ ኮለኔል ዩሱፍ ነጋሽ ወርቀ፡ ብፍልይቲ ነፋሪ ኣብ መቓድሾ ከምዝወረደን፡ ምስ ዝተፈላለዩ ኣኽረርቲ ጥሩፋት እስላማዊ ጉጅለታት ኣኼባታት ድሕሪ ምግባሩ፡ ብተዮታ ፒክ ኣፕ በርባዕተ ቦዲጋርድታት (Technicals) ተዓጂቡ ናብ ማሪር ጉር ዝተባህለ ቦታ፡ ምስ ሸኽ ሓስሰን መሓመድ ዳህር ኣወይስ ኣኼባ ክገብር ከምዝተበገሰ ርኢና ኔርና።

ጠንቂ እገዳን ወግዓዊ ጸብጻብ ባይቶ ጽጥታ

ጠንቂ እገዳን ወግዓዊ ጸብጻብ ባይቶ ጽጥታ

እዚ ጽሑፍ’ዚ ካብቲ ብ “Monitoring group and the Panel of Experts” ተባሂሉ ዝፍለጥ ናይ መጽናዕቲ ጉጅለ; ንምግሃስ ውሳኔ ባይቶ ጽጥታ ኣብ ልዕሊ ሶማሊያ፡ ነቲ ብቁጽሪ 751/1992 ዝፍለጥ ውሳኔ ዝከታተል ብባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝተመዘዘ ናይ መጽናዕቲ ጉጅለ፡ ወግዓዊ ዝገበሮ ጭብጥታት ምትእትታው ኤርትራ ኣብ ሶማሊያ መሰረት ዝገበር’ዩ ። ኣቕዲመ ግን ንዶ/ር ዳኒኤል ረዘነ ነቲ ዝገበሮ ጻዕሪ፡ ነዚ ሕጋዊ መርቶዖታት ናይ ባይቶ ጸጥታ ናብ ኣንበብቲ ስለ ዘብቀዖ ከየመስገንክዎ ክሓልፍ ኣይደልን። ካብዚ ቀጺለ እንበኣር ናብ ጽሑፈይ ክኣቱ።

ቕንጅትን ኣምባሰደራት ኤርትራን፡ ክልተ ገጽ ናይ ሓደ ቅርሺ!

ቕንጅትን ኣምባሰደራት ኤርትራን፡ ክልተ ገጽ ናይ ሓደ ቅርሺ!

ኣምባሳደር ማለት ብሓጺር ኣዘራርባ፡ ዝለዓለ ወኪል ሃገርን ህዝብን ኣብ ወጻኢ ሃገራት ማለት`ዩ። ቀንዲ ዕማሙ ድማ፡- ኣብ ሞንጎ ክልተ ሃገራት ዘሎ ዝምድና፡ ኣብ ኣጉራዊ-ሕጊ ዝተሞርከሰ ክልተኣዊ ዲፕሎማሲያዊ ዝምድና ምምስራት ኢዩ። እቲ ዝምድና ኣብ ናጻ ማ8ዕረ መሰል ል0ኡላውነት ዝምርኮስ ብናጻ ድልየት ክልቴን ሃገራት ናብ ፖለቲካዊ፡ ቁጠባዊ፡ ንግዳዊ፡ ባህላዊ ማሕበራዊ፡ ሳይንሳዊ፡ ትምህርታዊ ጸጥታዊ ወዘተ፡ ነቲ ዝምድና ክምዕብልን ክሰፍሕን ይጽዕር። ኣብ መንጎ መንግስቱን ካልኦት ሃገራት ንዘሎ ርክብ፡ ንሃገር መልእኽቲ ይሰድድ መልሲ የምጽእ።

  • «
  •  Start 
  •  Prev 
  •  1 
  •  2 
  •  3 
  •  4 
  •  5 
  •  6 
  •  7 
  •  8 
  •  9 
  •  10 
  •  Next 
  •  End 
  • »
Page 1 of 60

Donate - Make a Difference, Support Voice of Asena!

Country Target Pledged Remaining
  UK 50 14 36
Sweden 50 2 48
Germany 50 0 50
  Norway
30 1 29
  Italy
30 1 29
Netherlands 30 0 30
  Canada 30 2 28
Switzerland 30 0 30
  Australia
30 2 28
  France 10 0 10
  Belgium 10 0 10
USA-EC
75 7 68
USA-WC
75 10 65