
Read more...

ስዩም ጸሃየ ብ1952 ኣብ ትኹል ካብ ኣቡኡ ኣቶ ጸሃየ ወልደማርያምን ካብ ኣዲኡ ወ/ሮ ሮማ ሰለሞንን ተወሊዱ፡፡ ኣብ ኣስመራ፡ ኣብ ጸጸራት ዝበሃል ቦታ ድማ፡ ዓብዩ። ኣቡኡ ወናኒ ናይ ኣብ ካምበቦሎ ዝርከብ ባር ዳኦስታ እዮም ኔሮም።
ስዒደ ካብ ገጹ ፍሽኸታ ዘይፍለዮ ተባዕን ህርኩትን ጋዜጠኛ እዩ ነይሩ።ኩሉ ግዝየ ድማ አብ ጋዚጣ ሓዳስ አድማስ ዘውጹ ጽሑፋተ ብጥንቃቄ አብ ምድላው ለይተን ቀትርን ምስ ጸዓረ እዩ ነይሩ።ኣብ ዝተፈላለይ ኣጋጣሚታተ ስዒደ ከም ነጻን በሕታወያንን ጋዚጠኛታተ መጠነ ሓድነተ ህዝበን ሃገርን ዘትርር እንበር ዘዕኑ ጸሑፋት አብ ጋዜጣ ሓዳስ ኣድማስ ነከይነወጽእ ብትኹረት ክንሰርሕን ሓላፍነት ክንስከምን የሕብረና ነይሩ።
....ሎሚ’ውን ሓድሕድ ተኻባቢርና: ሓሳባትና ተሰማሚዕና ንነዊሕ ዝጠመተ ልቦና ዝመልኦ ኣካይዳ ክሳብ ዘየማዕበልና መጻኢና ቀሊል ከምዘይከውንን እዚ ወልቀመላኽነት ከኣ ከምቶም ኣብ ኩሉ ክፋል ዓለምና ዝተራእዩ ምልክታት ኣብ ሓጺር ጌዜ እንተሓድሓድ ተበላሊዑ እንተ ብሰንኪ ዓንዳሪ ኣካይዱኡ ነዊሕ ከምዘይጸንሕን ክፈራኸስ ምኻኑን ገፋዕቲ ድማ ጽባሕ ኣብ ፍርዲ ክቐርቡ ምኻኖም ደጋጊምና ክንዝክርን ከነዛኻኽሮምን ይግባእ::ሕጉሳት ክመስሉ ፍሽክ እንተሉ
ውሽጦም ብሕሩሩ ዕጉባት ክመስሉ
ምኽሪ የሕዋቶም ከይሰምዑ ካብ ሃለሉ
ኣይግረምኪ ዓለም ዝበሉ እንተበሉ
| Country | Target | Pledged | Remaining |
| 50 | 14 | 36 | |
| 50 | 2 | 48 | |
| 50 | 0 | 50 | |
| 30 | 1 | 29 | |
| 30 | 1 | 29 | |
| 30 | 0 | 30 | |
| 30 | 2 | 28 | |
| 30 | 0 | 30 | |
| 30 | 2 | 28 | |
| 10 | 0 | 10 | |
| 10 | 0 | 10 | |
| 75 | 7 | 68 | |
| 75 | 10 | 65 |