Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መራሕቲ ኣፍሪቃ ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊ ኤርትራ እገዳ ከጽንዕ ጸዊዖም።

ኣብ ሊብያ ተጋቢኦም ዝቐነዩ መራሕቲ ኣፍሪቃ፡ ኤርትራ ነቶም ንግዝያዊ መግስቲ ሶማል ንምዕላው ጽዑቕ ወተሃደራዊ መጥቃዕትታት ኣብ ምክያድ ዝርከቡ ምስ ኣልቓዒዳ ርክብ ኣለዎም ተባሂሉ ዝእመነሎም እስላማውያን ምንቅስቓሳት ትተሓባበር ከምዘላ ብምኽሳስ፡ ባይቶ ጸጥታ ውድብ ህቡራት ሃገራት ኣብ

ኣብ ሊብያ ተጋቢኦም ዝቐነዩ መራሕቲ ኣፍሪቃ፡ ኤርትራ ነቶም ንግዝያዊ መግስቲ ሶማል ንምዕላው ጽዑቕ ወተሃደራዊ መጥቃዕትታት ኣብ ምክያድ ዝርከቡ ምስ ኣልቓዒዳ ርክብ ኣለዎም ተባሂሉ ዝእመነሎም እስላማውያን ምንቅስቓሳት ትተሓባበር ከምዘላ ብምኽሳስ፡ ባይቶ ጸጥታ ውድብ ህቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊኣ እገዳ ክገብር ከምዝጸውዑ ሱዳን ትሪቡን ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ ኣፍሊጡ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT