Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መጸዋዕታ ንኹሉ ኤርትራዊ መንእሰይ: ጥርናፈ መንእሰያትና ምልክት ብርሃን መጻኢና

ኣብዛ እንነብረላ ዓለም መብዛሕትና ደቂ ሰባት ብተስፋን እምነትን ኢና እንነብር።  ደቂ ሰባት እታ ሃገረይ ኢሎም ዝኾርዑላን ዝንየቱላን ንኹሎም ዜጋታት ብማዕረ መሰሎም ተሓልዩ ክኸብሩላን ክጽዕሩላን ክከላኸሉላን ናይ ነብስወከፍ ሃገራዊ መሰልን ግቡእን እዩ። ኣብታ ሃገር ሰብኣዊ መሰላት ምስ ዘይከብርን ምእኩል ምሕደራ ምስ ዘይህሉን ወይ ውን ብሰንኪ ዘይምዕሩይ ምጣኔ ሃብታዊ ዝርገሐን ሕማቕ ምሕደራን ዝስዕብ ስእነት ሰላምን ዓጸቦን ምስ ዘጋጥም እምነትን ተስፋን ኣብቂዔን፡ ዜጋታት ሃገሮም ራሕሪሖም ናብ ስደት ሃጽ ክብሉ ይራኣዩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT