Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኬንያ ‘ብጸጥታዊ ምኽንያት’ ሓደ ኤርትራዊ ዲፕሎማት ሰጕጓ።

kenyaኬንያ ‘ብጸጥታዊ ምኽንያት’ ሓደ ኤርትራዊ ዲፕሎማት ከምዝሰጎገት ዳይሊ ኔሽን ዝተባህለ ጋዜጣ ናይታ ሃገር ሓቢሩ።እቲ ናይ ምስጕጕ ስጉምቲ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ናይታ ሃገር ምስ ፕረዚደንት ኬንያ ኪባኪ ህጹጽ ርክብ ንምክያድ ናብ ናይሮቢ ቀቀድሚ ምኻዱ ቅድሚ ሒደት ሰዓታት ከምዝተፈጸመ ‘ውን እቲ ጋዜጣ ኣብሪሁ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT