Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ብሳላኻ ዶ ብሰንክኻ ?

 

መልኣኽ ኴንካ ሰብ ዝፈጠሮ

እዝጉ ዝረስዐ ሰብ ፡ ኣብ ልቡ ዘስፈሮ 

ሕልማዊ ዓለም ጠፋጢፍካ ርትዒ ዝጎደሎ

ንስኻ ‘ኣነ’ ትብለሉ፡  ንዓና ነውሪ ኸሎ

 

መልኣኽ ኴንካ ሰብ ዝፈጠሮ

እዝጉ ዝረስዐ ሰብ ፡ ኣብ ልቡ ዘስፈሮ 

ሕልማዊ ዓለም ጠፋጢፍካ ርትዒ ዝጎደሎ

ንስኻ ‘ኣነ’ ትብለሉ፡  ንዓና ነውሪ ኸሎ

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT