Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ኤርትራ ዝርከባ ኩለን ብሕታዊ ክሊኒካት ብትእዛዝ ስርዓት ህግደፍ ተዓጽየን።

ኣብ ኤርትራ ዝርከባ ኩለን  ብሕታዊ ክሊኒካት ካብ ዝሓለፈ ረቡዕ 4 ሕዳር 2009 ኣትሒዘን ብትእዛዝ ስርዓት ህግደፍ ከምዝተዓዘዋ፡ ምጭታት ኣሰና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። ብመሰረት እቲ ሓበሬታ፡ እቲ ንህዝቢ ኣገልግሎት ጥዕና ከቕርባ ንዝጸንሓ ኣብ መላእ ኤርትራ ዝርከባ ክሊኒካት ንምዕጻው ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና ዝተላእከ መምርሒ ሰለስተ መስመር ብዝተጻሕፎ፡ ምኽንያት ዘይገልጽ ደብዳበ እዩ ናብተን ብሕታውያን ኣብያተ ክሊኒክ ተላኢኹ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT