Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መተሓሳሰቢ ሓበሬታ ኣብ መላእ ዓለም ንዘለኹም ኤርትራውያን፡ ብዛዕባ ተንኮላት ህግደፍ

ባይቶ ጸጥታ፡ ኣብ ልዕሊ ሰበስልጣን ስርዓት ህግደፍ፡ ብሰንኪ ዝገብርዎ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ኣጽዋርን ምሕጋዝ ጥሩፋት እስላማዊ ግብረ-ሽበራን፡ ምጥሓስ መምርሕን ሕግን ባይቶ ጸጥታን፡ ካልእን ብዝብል እገዳ ከምዝተገበረሎም ዝዝከር’ዩ።ስርዓት ህግደፍ ግን ዓለም ኣብ መሰረት ዘይብሉ ክሲ ተመርኲሳ ፍትሓዊ  ዘይኮነ እገዳ በይናትላ ክብል ንህዝቢ ናይ ምትላል ዘመተ ኣብ ረድዮን ተለቪዥንን ጀሚሩ’ሎ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT