Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ዓቕሊ ይኣክል፡ይኣክል ከይብለኒ ምባል፡ኣብ ጎኒ ህዝብና ንኹን፡ ህዝብና እንዳበረሰ ኣፍና ክሉጎም የብሉን።

          ዝኸበርካ ኤርትራዊ/ት ተቐማጣይ ከተማ ኣትላንታ፡ኣብ ሀገርናን ህዝብናን ዝወርድ ዘሎ ማዓት እንታይ ይመስል ናዓኻ ምትንታን ኣየድልን ምኽንያቱ ምስጢር ናየዳባባይ ኮይኑ ስለዘሎ።ኣብዚ ወዲቕናዮ ዘለና ደረጃ ክንወድቕ ከ ይግባኣና ዶ? ኣቦታትናን፡ኣሕዋትናን፡ደቂ ሓወቦታትናን ምእንቲ እዛ መሬትን እዚ ህዝብን ኣየጥፋእናን ዲና? ብሓቂ ንፖለቲካዊ ስልጣንን ዕብለላን ኢልካ ትቃለሰሉ ሃዋህው ድዩ ዘሎ ኣብ ኤርትራ፡ ነቶም ንፖለቲካዊ ስልጣን ኢሎም ዝቃለሱ ዘለዉ ሰባት እዩ ዝግደፍ ኢልካ ኣእዳውካ ኣጣሚርካ ትርእየሉ ኩነታት ድዩ ዘሎ ኣብዛ ነፍቕራ ሃገርና? 

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT