ሓበሬታ ብዛዕባ ምምስራት “ኤርትራዊ ማሕበር ሞያውያን ሕጊ”
ንሕና፡ ኣብ ኵሉ ኩርናዓት ዓለም እንርከብ ኤርትራዊያን ጠበቓታት፡ ናይ ሕጊ ምሁራት፡ ሰብ ሞያን፡ “ኤርትራዊ ናይ ሕጊ ማሕበር” ምምስራትና ከነበስረኩም ከሎና ሓጎስና ወሰን የብሉን።