Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

መጋበርያ ህግደፍ ዝኾነት ሓንቲ ጉጅለ ኣብ ሓደ ቤተክርስትያን ስቶክሆልም ፖለቲካ ህግደፍ ንምንዛሕ ዘካየደቶ ፈተነ ዳግም ፈሺሉ።

ገብረኣብ ትኳቦ፡ ካሕሳይ በኺት፡ ፍረወይኒ ከምኡ ‘ውን ሃብተገርግሽ ዝብሃል ኣብ ኡጋንዳ መሻርኽቲ ንብረት ህግደፍ ዝኾነ ግለሰብ ዘቖሙዋ መጋበርያ ስርዓት ህግደፍ ዝኾነት ጉጅለ፡ ትማሊ ሰንበት 24 ጥሪ፡ ኣብ ቅድስተማርያም ስቶክሆልም (ሽወደን) ፖለቲካ ህግደፍ ክትነዝሕ ‘ኳ እንተፈተንት፡ ብሳላ ተባዕ ተቓውሞ ኤርትራውያን ፕሮፖጋንዳዊ መደባ ከምዝፈሸለ ምንጭታት ካብቲ ቦታ ሓቢሮም።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT