Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣባላት ውድባት ኤርትራዊ ደሞክርስያዊ ኪዳንን በርጌሳዊ ማሕበራትን ኣብ ሃገር ሽወደን ከተማ ስቶክሆልም ኣብ ዘካየዱዎ ኣኼባኣባላት ውድባት ኤርትራዊ ደሞክርስያዊ ኪዳንን በርጌሳዊ ማሕበራትን ኣብ ሃገር ሽወደን ከተማ ስቶክሆልም ደጊፎም።

Swedenኣባለት ውድባት ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳንን በርገሳውያን ማሕበራትን ኣብ ሽወደን፡ ኣብ ልዕሊ ዲክታተራዊ ስርዓት ህግደፍ ዝተበየነ ማዕቀብ ምኽንያት ብምግባር ናይ ሓደ መዓልቲ ሰሚናር ኣካይዱ። እቲ ሰሚናር ንማዕቀብ ብይን ቁጽሪ 1907 ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ፡ ዓሙቕ ዘተ ብምክያድ፡ ሕጋውነቱን ኣድማዕነቱን፡ ኣብ ልዕሊ መሓውር ስርዓት ህግደፍን ገባቲ ፖሊስኡን ዘነጻጸረ ውሕሉል ማዕቀብ ብምዃኑን፡ ንጸረ ሰላምን ርግኣትን ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃን ዓለምን ግጉይ ፖሊስኡ ዝገትእ ከም ዝኾነ ተገንዚቡ። ምዕራፍ ቁ. 7 ናይ ሕቡራት ሃገራት ዓንቀጽ ብዓንቀጽ ብምኻድ ዘትይሉ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT