Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ሕብረት ኤውሮጳ ብመሰረት እገዳ ባይቶ ጸጥታ ኣንጻር ስርዓት ህግደፍ ዘሕለፎ ውሳኔ ኣህጉራዊ ቀያዲ ስጉምታት ከምዘጽደቐ ኣፍሊጡ።

EUቤትምኽሪ ሕብረት ኤውሮጳ ፡ ኣብቲ ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት  ኣንጻር ስርዓት ህግደፍ ዘሕለፎ ውሳኔ 1907 ተመርኵሱ፡ ብቑጽሪ (5534/10)  ዝፍለጥ ንትግባረ እገዳ ባይቶ ጸጥታ ኣብ ምትግባር ንኽሕግዞ ዝኣመሞ ኣህጉራዊ ቀያዲ ስጉምታት ከምዘጽደቐ ብ 1 መጋቢት ኣብ ዘውጽኦ ጋዜጣዊ መግለጺ ኣፍሊጡ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT