Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብ ሓደ ሰሙን ናይ ወርሒ መጋቢት ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ኢትዮጵያ ከምዝኣተዉ ተገሊጹ

Eritrean Refugees demo.archive.assenna.com

ካብ 14  ክሳብ 21 መጋቢት 2010 ኣብ ዝነበረ ግዜ ጥራይ 412 ኤርትራውያን ስደተኛታት ብወገን ራማ፡ ግርሁ ስርናይን ዛላንበሳን ናብ ኢትዮጵያ ከም ዝኣተዉ ምንጭታት ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ካብቲ ከባቢ ሓቢሮም። ናይዞም ኣባላት ክፍላተ ሰራዊት 19ን 53ን ዝነበሩ 123 ወተሃደራት ዝርከብዎም ኤርትራውያን ዝርዝር ኩነታት ከምዚ ዝስዕብ  እዩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT