Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ደሃይ ካብ ኣስመራ – “ፕረዚደንት” ኢሳያስ ኣፈወርቂ ን”ሚኒስተር ዜና” ዓሊ ዓብዱ ብጥርሙዝ ቢራ ገጹ ጨዲዱዎ ።

Melottiቅድሚ ክልተ ሰሙን ኢሳይያስ ንዓሊ ዓብዱ ብጥርሙዝ ቢራ ገጹ ስለዝጨደዶ፡ ንኽልተ ሰሙን ሕክምናዊ ክንክን ክግበረሉ ቀንዩ። ክሳብ ‘ዚ እንዋን’ዚ ኸኣ ኣብ ዝኾነ ቦታ ኣይተራእየን። ኢሳይያስ ስለምንታይ ንዓሊ ከምዝሃረሞ  ዛጊት እቲ ምኽንያት ንጹር ኣይኮነን። ዝያዳ ሓበሬታ ኣብ ቀጻሊ ክስዕብ እዩ።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT